ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ተሓታትነትን ፍትሒ ሽግግርን ንምንጋስ ይሰርሕ ኣሎ-ኣይተ ደመቀ መኮነን Desta May 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ተሓታትነትን ፍትሒ ሽግግርን ንምንጋስ ይሰርሕ ኣሎ ክብሉ መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣረጋጊፆም። ኣይተ ደመቀ፥ ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ውሕመ ቮልከር ተርክ ዘቲዮም።…
ቢዝነስ ኣሶሴሽን ትራቭል ጀርመን ስፍራታት ቱሪስት ኢትዮጵያ ንምፍላጥ ድልዊ ከምዝኾነ ገሊፁ Desta May 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሶሴሽን ትራቭል ጀርመን ስፍራታት ቱሪስት ኢትዮጵያ ንምፍላጥ ደልዊ ከምዝኾነ ገሊፁ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጀርመን ፍቃዱ በየነ ምስ ሓላፊ ፖሊሲን ቱሪዝምን ወፃኢ ኣሶሴሽን ትራቭል ጀርመን ቮልከር ኣዳምስ ዘቲዮም። ኣምባሳደር ፍቃዱ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውሕመ ተግባራዊነት ስምምዕ ሰላም ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ Desta May 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ተግባራዊነት ስምምዕ ሰላም ፕሪቶሪያ ብኹለ መዳይ ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ዋና ፀሐፊት ውሕመ ኣሚና መሓመድ ዘቲዮም። ኣይተ ደመቀ፥…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሕብረት ኣፍሪካ ንተፃባእቲ ሓይሊታት ሱዳን ፃውዒት ደው ምባል ተዂሲ ኣቕሪቡ Desta May 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ንተፃባእቲ ሓይሊታት ሱዳን ፃውዒት ደው ምባል ተዂሲ ኣቕሪቡ። እቲ ሕብረት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ሱዳናዊያን ኣገልግሎት ማይ፣ ጥዕና፣ ኤሌክትሪክ ሓዊሱ መሰረታዊ እታዎታት ንክረኽቡ እቶም ተፃባእቲ ብህፁፅ ኲናት ጠጠው ብምባል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕገ መንግስታዊ ስርዓት ብሓይሊ ንምፍራስ ይንቀሳቀሱ ነይሮም ብዝብል ኣብ ልዕሊ ዝተጠርጠሩ 11 ውልቀሰባት 9 መዓልታት ግዘ ምፅራይ ምርመራ ተፈቒዱ Desta May 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕገ መንግስታዊ ስርዓት ብሓይሊ ንምፍራስ ይንቀሳቀሱ ነይሮም ብዝብል ኣብ ልዕሊ ዝተጠርጠሩ 11 ውልቀሰባት 9 መዓልታት ግዘ ምፅራይ ምርመራ ተፈቒዱ። ቀዳማይ ብርኪ መጋባእያ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ጊዘ ቆፀሮ ምድብ ኣራዳ ኣብ ልዕሊ ተጠርጠርቲ ተዋሳኺ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ልዕሊ 60 ሚኢታዊ ቀረብ ነዳዲኣ ካብ ሕብረት ኣውሮፓ ናብ እስያ ክተዝውር ኢያ Gebremariam Weldegerima May 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብዚ ዓመት ናብ ወፃኢ ካብ ትልእኾ ቀረብ ነዳዲ ልዕሊ 60 ሚኢታዊ ዝኸውን ካብ ሕብረት ኣውሮፓ ናብ እስያ ክተዝውር ምዃና ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ኣሌክሳንደር ኖቫክ ገሊፆም። ሩሲያ ኣብቲ ውሳነ ዝበፅሐት÷ ምዕራባውያን ማዕቐብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ፅሑፍ ቀዳማይ ሚኒስትር ዘርእን ዝድህስስን ኤግዚብሽን መፅሓፍ ሎሚ ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ተኸፊቱ Gebremariam Weldegerima May 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተሰናደአን ስራሕቲ ፅሑፍ ቀዳማይ ሚኒስትር ዘርእን ዝድህስስን ኤግዚብሽን መፃሕፍቲ ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ተኸፊቱ። ኣብቲ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንተኸታተልቲ ሽዱሽተ መዓልቲታት ዝፀንሕ ዓውደ ምርኢት÷ ቀዋሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምንቅስቓስ ዕድጊት ቦንድ ግድብ ህዳሰ መናእሰይ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምንቅስቓስ ዕድጊት ቦንድ ግድብ ህዳሰ መናእሰይ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ኣጀሚሩ። እቲ መርሃ ግብሪ ዕድጊት ቦንድ÷ “ኣነ እውን ብፅሒት ኣለኒ" ብዝብል መሪሕ ቃል ንተኸታተልቲ ሰለስተ ሰሙናት ከምዝካየድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዝቕፅል ወርሒ ጉንቦት ጀሚሩ ብዘይ ዲጂታል መለለዪ መንነት ሞተር ምሽክርካር ኣይከኣልን – ኤጀንሲ ማኔጅመንት ትራፊክ Gebremariam Weldegerima May 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝቕፅል 1 ጉንቦት 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘይ ዲጂታል መለለዪ መንነት ሞተር ብሽክሌታ ምሽክርካር ከምዘይከኣል ኤጀንሲ ማኔጅመንት ትራፊክ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ወነቲን ኣሽከርከርቲን ኣብታ ከተማ ናይ ዝንቀሳቐሳ ሞተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብበሪሶ ኣመሎ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ጅቡቲ ወደብ ታጁራን ኢንዱስትሪያል ፓርክ ዳመርጆን ዑደት ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima May 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዋና ፈፃሚ ስራሕ ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ብበሪሶ ኣመሎ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ጅቡቲ ዑደት ስራሕ እናገበረ ይርከብ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ÷ ምስንቅስቓስ ስራሕ ወደብ ታጁራን ኢንዱስትሪያል ፓርክ ዳመርጆን ተዘዋዊሩ…