Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክ ሃመር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር  ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክ ሃመር ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ነበር ተዋጋእቲ መሊስካ ንምጥያሽ እናተሰርሑ ስራሕቲን ካልኦት ተግባራትን ጠሚቶም ተመያይጦም፡፡…

ኣብ ትግራይ ክሳብ 12 ክፍሊ ንዘለዉ ተምሃሮ ምዝገባ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ስሩዕ ትምህርቲ ንምጅማር ዘኽእል ምዝገባ ኣብ ኩለን ኣቢያተ ትምሀርቲ ከምዝተጀመረ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሎሚ ዕለት ድማ ካብ ቅድመ ስሩዕ ክሳብ 12 ክፍሊ ዘለዉ ተምሃሮ ምዝገባ እናካየደ ከምዝወዓሉ ዳይሬክተር…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ናብ ኡጋንዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኡጋንዳ ኣቲዮም፡፡ ኣይተ ደመቀ ኡጋንዳ እንትበፅሑ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ሄነሪ ኦኬሎ ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ኣብ ኣርባዕተ ሃገራት…

ኢትዮጵያን ኮሎምቢያን ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኮሎምቢያን ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ስምምዕነት ምብፀሐን ተገሊፁ። ብመሰረት እቲ ስምምዕነት÷ ክልቲአን ሃገራት ተረባሕነተን መሰረት ብዝገበረ መልክዑ ብሓባር ክሰርሓ ኢየን፡፡ ኣብ ሚኒስቴር ቱሪዝም ሚኒስትር ዲኤታ…

ሩሲያ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘለዋ ምትሕብባር ከምተጠናኽር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ዓውዲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ትምህርቲን ብምትሕብባር እናሰርሓ ከምዝኾና ኣምባ ሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ይቭጌኒ ተረኺን ተዛሪቦም፡፡ እቶም ኣምባሳደር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ…

ፕሬዚዳንት ኤርዶኻን መንግስቲ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ንዝገበሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ምስጋና ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይብ ኤርዶኻን ኣብታ ሃገር ኣጋጢሙ ብዝነበረ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት መንግስቲ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ንዝገበሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ምስጋና ኣቕሪቦም። እቶም ፕሬዚዳንት ንዝተገበደ ሰብኣዊ ድጋፍ÷ ንኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ኣደም…

ኢትዮጵያ ሕጊ ንግዲ ብምኽላስ ሓዱሽ ኣዋጅ ኢንቨስትመንት ደንጊጋ ኢያ – ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሕጊ ንግዳ ከምዝኸለሰትን ሓዱሽ ኣዋጅ ኢንቨስትመንት ከምዝደንገገትን ሚኒስትር ገንዘብ  ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣፍሊጦም ዓለም ለኸ ትካላት ንግዲን ሰብ ሃፍቲን ዝሳተፉሉ ፎረም “ኢንቨስት ኢትዮጵያ 2023” ይሳለጥ ኣሎ። ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መበል 20 ስሩዕ ኣኼቡኡ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ÷ኣብ ማእኸላይ ዘበን /2016-2020/ ማክሮ ኢኮኖሚን ማዕቐፍ ፊሲካልን ብምዝታይ ኢዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ፡፡ እቲ ማዕቐፍ ብቐንዱ በጀት…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ኤቭርስቴ ኒዲሽሚዬ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ክልቲአን ሃገራ ትኹረት ከምዝገበሩ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ…

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ዘሪሁን ወዳጆ ኣብ ካቴድራል ቅድስት ሰስላሴ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ዘሪሁን ወዳጆ ኣብ ካቴድራል ቅድስት ሰስላሴ ተፈፂሙ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ÷ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ኣባ ገዳታት፣ ላዕለዎት ሰብ መዚ መንግስቲ ከምኡ እውን ስድራ እቲ ኣርቲስትን ዘመድ ኣዝማድን ተረኺቦም።…