Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝገብሮ ትካላዊ ሪፎርምን ምውፃእ ሕጊን ብመፅናዕቲን ምርምርን ዝተደገፈ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ-ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንዝገብሮ ትካላዊ ሪፎርምን ምውፃእ ሕጊን ብመፅናዕቲን ምርምርን ዝተደገፈ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይሮ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። መበል ሳልሳይ ኮንፈረንስ መፅናዕቲን ምርምርን ፓርላማ  ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…

መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ላዕለዋይ መምርሒ ምርመራ ገበን ፖሊስ ፌዴራል ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን 2015 ዓ.ም ላዕለዋይ መምርሒ ምርመራ ገበን ፖሊስ ፌዴራል ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መርሃ ገብሪ ኣብ ዝተመዝገቡ ዓውታትን ፍፃመታት ለውጢን ዝጠመቱ ኢዮም ተባሂሉ። ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ…

ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ብዝተፈጠረ ምትእስሳር ዕዳጋ ልዕሊ 300 ሺሕ ሓረስቶት ተረባሕቲ ምግባር ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፤ 24 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ኣብ ዘለዉ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ብዝተፈጠረ ምትእስሳር ዕዳጋ ልዕሊ 300 ሺሕ ሓረስቶት ተረባሕቲ ምግባር ከምዝተኽኣለ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ገሊፁ። ሓላፊ መምርሒ ማርኬቲንግን ኮሙኒኬሽንን እቲ ኮርፖሬሽን ዘመን…

ተዓጊተ ብምባል ንፍቕረኛኣ 500 ሺሕ ብር ዝሓተተት ውልቀ ሰብ ኣብ መንበሪ ገዝኣ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒላ – ፖሊስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እንተይተዓገተት ተዓጊተ ብምባል ንፍቕረኛኣ 500 ሺሕ ብር ዝሓተተት ውልቀ ሰብ ኣብ መንበሪ ገዝኣ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለት ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እታ ተጠርጣሪት ውልቀ ሰብ ናይ ምትላል ገበን ዝፈፀመት÷ ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚኩራ ወረዳ 9…

ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ትገብሮ ህንፀት መሰረተ ልምዓት ከምተጠናኽር ኣምባሳደር ዣኦ ዢዩአን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ተግባራዊ እናገበሮ ዝርከብ ህንፀት መሰረተ ልምዓት ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩአን ኣረጋጊፆም። መንግስቲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ተግባራዊ እናገበሮ ብዛዕባ ዝርከብ ህንፀት መሰረተ ልምዓት…

ኢትዮጵያ እና ጀርመንን ስምምዕነትሓገዝ 1 ነጥቢ 25 ቢሊየን ብር ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ እና ጀርመንን ስምምዕነትሓገዝ 1 ነጥቢ 25 ቢሊየን ብር ተፈራሪመን። እቲ ሓገዝ ኢትዮጵያ ንኤጀንሲ ኢንሹራንስ ንግዲ ኣፍሪካ (ኤ ቲ ኣይ) ትገብሮ ኣስተዋፅኦ ንምድንፋዕ ከምዘኽእል ተገሊፁ፡፡ ዝተገበረ ሓገዝ ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ…

ብኣይተ ቀጀላ መርዳሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ መቐለ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጀላ መርዳሳ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ፌዴሬሽናት ስፖርት ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ከተማ መቐለ ኣትዩ። ካብ ፌደሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ፣ ካብ ፌደሬሽን ሓመሳ ኢትዮጵያን ካብ ፌዴሬሽን ዳርት ኢትዮጵያን ዝተውፃእፅ ፈፀምቲ…

መንእሰይ ትግራይ እቲ ዝተጀመረ ሰላም ክፀንዕ ኣብ ምግባር ዘይትካእ ግደ ኣለዎ – ኣይ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንእሰይ ትግራይ እቲ ዝተጀመረ ሰላም ናብ ኩሉ ክባፃሕን ክዓሙቕን ኣብ ምግባር ዘይትካእ ግደ ኣለዎ” ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ግደ መንእሰይ ትግራይ ኣብ ዙርያ መለሽ ህንፀትን ምውሓስ ሰላምን…

ትካላት ሃይማኖትን ኣካላት ፀጥታን ክልል ትግራይ ኣብ ወድዓዊ ኩነታት ኣድሂቦም ዘተ ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝቢ ክልል ትግራይ ኣብ ወድዓዊ ኩነታት ህዝቢ ብፍላይ ድማ ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ዝርከቡ ወገናት ናብ መረበቶም ዝምለሱሉ ኩነታት ብምድሃብ ምስ ትካላት ሃይማኖትን ኣካላት ፀጥታን ተዛቲዩ። ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኣብቲ ክልል ከም  …

ኢትዮጵያ ብዙሓት ፈተናታት የጋጥሙዋ እምበር ዓወታት ኣመዝጊባ ኢያ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ 2015 ዓ.ም ካብ ውሽጢን ደገን ብዙሓት ፈተናታት የጋጥሙዋ እምበር ኣብ ማሕበራዊ፣ ፖለቲካዊን ኢኮኖሚያዊን ዓውዲ ብዙሓት ዓወታት ኣመዝጊባ ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። ዓመታዊ ናይ…