ኣብ ኢንቨስትመንት ትኹረት ብምግባር ኣብቲ ኮርፖሬሽን ዝጀመርናዮም ስራሕቲ ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና – ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢንቨስትመንት ተተሓሓዝቲ ጉዳያትን ምስ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ዝጀመርናዮም ስራሕቲ ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና ክብሉ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ገሊፆም፡፡
ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ…