ኮርፖሬሽን ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ምክልኻል እኹል ወታደራዊ ፍርያታት ንምፍራይ ይሰርሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኣድላዪ ዕጥቂ ተዓጢቑ ሃገሩ ንኽሕሉ ወታደራዊ ፍርያታት ብእኹል መጠን ንምፍራይ እናርሐ ምዃኑ ኮርፖሬሽን ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ምክልኻል ኣፍሊጡ።
እቲ ኮርፖሬሽን÷ ኣብ ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ምን ኣተገባብራ ትልሚ…