ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣባላት ማእኸል ታሪኽ፣ ሓድጊን ትምህርቲን ፀለምቲ ህዝቢታ ዓለም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣባላት ማእኸል ታሪኽ፣ ሓድጊን ትምህርቲን ፀለምቲ ህዝቢታ ዓለም ተዛቲዮም።
መቐመጢኡ ኣብ ለንደን ዝገበረ ማእኸል ታሪኽ፣ ሓድጊን ትምህርቲን ፀለምቲ ህዝቢታ ዓለም፥ ዋና ቤት…