ስፓርት ኣጥቃዓይ ባየር ሙኒክ ሳድዮ ማኔ ካብ ፀወታ ተኣጊዱ Desta Apr 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባየር ሙኒክ ኣብ መፋርቕ እዚ ሰሙን ኣብ ቻምፕዮንስ ሊግ ብማንቸስተር ሲቲ ኣብ ዝተሳዕረትሉ ፀወታ ሳድዮ ማኔ ምስ ሌሮይ ሳን ብዘርኣዮ ምትህልላኽ ካብ ፀወታ ከም ዝኣገደቶ ኣፍሊጣ። እቲ ኣብ ዝሓለፈ ክረምቲ ናብ ባየርን ዝተፀንበረ ኮኾብ ሊቨርፑል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት በዓል ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ብመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ Desta Apr 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት በዓል ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ብመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ኣብ መላእ ሃገር ይኽበር ኣሎ። ብፍላይ ድማ ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስርትያን ኢትዮጵያን ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያንን ብስግደትን ፆምን ዝኽበር ዘሎ እንትኸውን፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ፃውዒት ሰላም ብምቕባል ዕጥቆም ምስ ዝፈትሑ ነበር ዕጡቓት ሸኔ ዘቲዩ Desta Apr 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ፃውዒት ሰላም ብምቕባል ዕጥቆም ምስ ዝፈትሑ ነበር ዕጡቓት ሸኔ ዘቲዩ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝገለፅዎ፥ ነበር ዕጡቓት እቲ ግብረ ራዕዲ ኣፅዋሮም ብምቕማጥ ናብ ስሩዕ ናብረኦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀሎተ ሓሙስ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ተኸቢሩ ውዒሉ Desta Apr 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዚያ፣ 2015(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓሙስ ፅግቦ(ፀሎተ ሓሙስ) ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኣብ መላእ ሃገር ሎሚ መዓልቲ ተኸቢሩ ውዒሉ። ሓሙስ ፅግቦ ብኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርሰቲያንን ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያንን ትሕትና ኢየሱስ ክርስቶስ ብዘርእይ መገዲ ብዝተፈላለዩ ስነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቴሌቪዥን ኢሳት ናይ መወዳእታ ወረቐት መጠንቀቒ ተዋሂቡዎ Desta Apr 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ንቴሌቪዥን ኢሳት ናይ መወዳእታ ወረቐት መጠንቀቒ ሂቡዎ። እቲ በዓል መዚ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ እቲ ጣቢያ ካብ ቀረባ እዋን ጀሚሩ ሚዛናውነት ዝጎደሎም፣ ኣብ ጭቡጥ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ማሕበር መገዲታት ኣየር ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ክሳለጥ ኢዩ Desta Apr 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ መፃኢ ወርሒ ግንቦር ዝካየድ ጉባኤ ማሕበር መገዲታት ኣየር ኣፍሪካ ከተኣናግድ ኢዩ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር መስፍን ጣሰው ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብቲ ጉባኤ ብዙሓት ዓለም ለኸ ኢንዱስትሪታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ በዓል ፋሲካን ዒድ ኣልፈጥርን ምኽኒያት ብምግባር ን220 ዓቕሚ ዘይብሎም ወገናት መኣዲ ኣንጊዶም Desta Apr 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ በዓል ፋሲካን ዒድ ኣልፈጥርን ምኽኒያት ብምግባር ን220 ዓቕሚ ዘይብሎም ወገናት መኣዲ ኣንጊዶም። እቶም ወገናት ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር መሃያ ዝሰርሑ ትሑት መሃያ ዘለዎም ሓዊሱ ብሓገዝ ሰራሕተኛታት እቲ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ህንዲ ዘቲዮም Desta Apr 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ህንዲ ሱብራህማንያም ጃይሻንከር ዘቲዮም። ብዛዕባ ኣተገባብራ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ፣ ጎንፂ ኣብ ዝነበረሎም ከባቢታት ዝግበር ዘሎ ሰብኣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንልዕሊ 256 ሺሕ ዓቕሚ ዘይብሎም ሰባት መኣዲ ኣንጊዱ Desta Apr 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል ፋሲካ ምኽኒያት ብምግባር ንልዕሊ 256 ሺሕ ዓቕሚ ዘይብሎም ሰባት መኣዲ ኣንጊዱ። ቤት ፅሕፈት ከንቲባ እታ ከተማ ጥራሕ ን3 ሺሕ ዓቕሚ ዘይብሎም ወገናት መኣዲ ኣንጊዱ። ብተሳሳሊ ኣብ ኩለን ወረዳታትን ክፍላተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካ ቻይና ተዛቲዮም Desta Apr 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካ ቻይና ሺ ዌንጁ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ፎረም ኢንቨስትመንትን ኣማራፅታት ኢንቨስትመንትን ዝጠመተ ኢዩ ነይሩ ተባሂሉ። ሺ ዌንጁ፥ ፈንድ…