ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ መሓሙድ ዕላዊ ዑደት ስራን ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ መሓሙድ ዕላዊ ዑደት ስራን ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣቀባብላ ገይሮምሎም።…