ቢዝነስ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ኣመሓደርቲ ባንኪ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘቲዮም Desta Apr 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ኣመሓደርቲ ባንኪ ኬንያ፣ ዛምቢያ፣ ሞዛምቢክን ዩጋንዳን ዘቲዮም። እቲ ዘተ ጎኒ ንጎኒ ኣኼባ ዓለም ኸ ትካል ገንዘብን ባንኪ ዓለምን ኢዩ ተሳሊጡ። ልቓሕ ብዘላቕነት ምኽፋልን ምርግጋዕ ዋጋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዕዳጋ ኦንላይን ቀሪቡ Desta Apr 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዕዳጋ ኦንላይን ንሽይጣት ቀሪቡ። እቲ መፅሓፍ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ንሽይጣት ምቕራቡ ይዝከር። ኣብዚ ሐዚ እዋን ድማ ኣብ ኢትዮ ፖስት(Ethio Post shop) ኦንላይን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀሎተ ሓሙስ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት እናተኸበረ ክውዕል ኢዩ Desta Apr 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዚያ፣ 2015(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓሙስ ፅግቦ(ፀሎተ ሓሙስ) ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኣብ መላእ ሃገር ሎሚ መዓልቲ እናተኸበረ ክውዕል ኢዩ። ሓሙስ ፅግቦ ብኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርሰቲያንን ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያንን ትሕትና ኢየሱስ ክርስቶስ ብዘርእይ መገዲ ብዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣባላት ማእኸል ታሪኽ፣ ሓድጊን ትምህርቲን ፀለምቲ ህዝቢታ ዓለም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣባላት ማእኸል ታሪኽ፣ ሓድጊን ትምህርቲን ፀለምቲ ህዝቢታ ዓለም ተዛቲዮም። መቐመጢኡ ኣብ ለንደን ዝገበረ ማእኸል ታሪኽ፣ ሓድጊን ትምህርቲን ፀለምቲ ህዝቢታ ዓለም፥ ዋና ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ መኣዲ ኣካፊለን Gebremariam Weldegerima Apr 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝቕፅሉ በዓላት ፋሲካን ዒድ ኣልፈጥርን ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊለን። ኣብ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ወረዳ 8 ተረኺበን ንዝተፀገሙ ወገናትን ዓቕመ ደካማታትን መኣዲ ዘካፈላ እተን ፕሬዚዳንን፥ እቲ እዋን ተኸተልቲ እምነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሙሉቀን ሃብቱ (ዶ/ር) ሓዊሱ 5 ተኸሰስቲ ብናፃ ንኽሰናበቱ ቤት ፍርዲ ወሲኑ Gebremariam Weldegerima Apr 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ሞያ ቴክኒክን ስልጠና ቴክኖሎጂን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝነበሩ ሙሉቀን ሃብቱ (ዶ/ር) ሓዊሱ ሓሙሽተ ተኸሰስቲ ባናፃ ክሰናበቱ ቤት ፍርዲ ወሲኑ። ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ምድብ ልደታ 3ይ መገባእያ ጉዳያት ገበን ግዕዝይና፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ንሰራዊት ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ኣመስጊኖም Gebremariam Weldegerima Apr 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ንሰራዊት ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ኣመስጊኖም። እቶም ዋና ፀሓፊ፥ “ሰራዊት ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ፀፅታ እቲ ዞባ ካብ ምዕሳል ብተወሳኺ ድሕንነት ሰራሕተኛታት እቲ ትካል ብግቡእ ብምሕላዉን ምሳና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 900 ሺሕ ተመዛበልቲ ንምሕጋዝ 62 ሚሊየን ዶላር ከምዘድሊ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅሉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 900 ሺሕ ዝኣኽሉ ተመዛበልቲ ንምሕጋዝ 62 ሚሊየን ዶላር ከምዘድሊ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። ህይወት እቶም ስደተኛታት ንምድሓን፥ እቲ ዝተፀርሐ ሓገዝ ገንዘብ ብህፁፅ ከምዘድሊ እውን ኣተሓሳሲቡ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ምክትል ቀ/ሚኒስትር ስሎቬኒያ ታንያ ፋዬን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድምስ ምክትል ቀዳማይቲ ሚኒስትር ስሎቬኒያ ታንያ ፋዬን ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ኣብ ክልተኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ስሎቬኒያን ዕዉት ልዝብ ከምዝገበሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከባ ትካላት ጥዕና መሊስካ ንምውዳብ ዘኽእል ዑደት ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከባ ትካላት ጥዕና ስራሕተን ንምርኣይን እተን ትካላት ጥዕና መሊስካ ንምውዳብን ዘኽእል ዑደት ይሳለጥ ኣሎ። ካብ ሚኒስቴር ጥዕናን ተፀዋዕቲ ትካላትን ዝተውፃእፅኡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ዝሓዘ ጉጅለ ልኡኽ ብመሪሕነት ሚኒስትር ጥዕና…