Fana: At a Speed of Life!

ላዕለዎት ሰብ መዚ ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ዝገብሩዎ ዑደት ዘላቒ ሰላም ንምርግጋፅ ንዝግበር ፃዕሪ ኣፍልጦ ዝህብ ኢዩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሰብ መዚ ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብሩዎ ዑደት ዘላቒ ሰላም ንምርግጋፅ ንዝግበር ፃዕሪ ኣፍልጦ ዝህብ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም ሳምንታዊ መግለፂ…

ኣብ 5ይ ዙር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 6 ነጥቢ 3 ቢሊየን ፈልሲ ክትከል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 5ይ ዙር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ብብርኪ ሃገር 6 ነጥቢ 3 ቢሊየን ፈልሲ ንምትካል ትልሚ ከምዝተትሓዘ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። 45 ሚኢታዊ ዝኸውን ንደኒ ዝውዕል እንትኸውን፥ ዝተረፈ 55 ሚኢታዊ ድማ ንጥሙር ሕርሻን ፍረምረን ዝውዕል…

ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ምጅማር ምንቅስቓስ ፀረ-መዕወኒ ሓሺሻት ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)''ንመናእሰይ ካብ መዕወንቲ ሓሺሻትን መፃእቲ ልማዳዊ ተግባራትን ነድሕን'' ብዝብል ቃል ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ምጅማር ምንቅስቓስ ፀረ-መዕወኒ ሓሺሻት ይካየድ ኣሎ። ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ(ዶ/ር) ኣብቲ መርሃ…

ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ኮሚሽን ህዝቢን ዕቤትን ውሕመ ትሳትፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኒውዮርክ እናተሳለጠ ኣብ ዝርከብ መበል 56 ስሩዕ ጉባኤ ኮሚሽን ህዝቢን ዕቤትን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትሳትፍ ኣላ። እቲ ጉባኤ፥ “ሕዝቢ፣ ትምህርቲን ዘላቒ ልምዓትን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ብሚኒስትር…

ኢትዮጵያ ኣብ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ብዕቱብ ከምትሰርሕ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ብዕቱብ ከምትሰርሕ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ኣፍሊጦም። እቶም ሚኒስትር፥ “ካብ ዕዳ ምውፃእ፣ ዕቤት ምምዝጋብ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣሜሪካ ኣብ ዘሰናደአቶ ዓለም ለኸ መድረኸ ፓናል ዘተ ኢኮኖሚ ተሳቲፎም።…

ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ክገብራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ጆርጂያ ሜሎኒ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ክገብራ ኢየን። እተን ቀዳመይቲ ሚኒስትር ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልወን ናይ ክልተ መዓልቲ ፃንሒት፥ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ሕብረት ኣፍሪካን ክዛተያ ኢን ዝብል…

ሕብረተሰብ ካብ ምጭብርባር ዕድጊት ክጥንቀቕ ከምዝግባእ ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ኣገዚቡ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ሜላ እናቐያየሩ ኣብ እዋን በዓላት ካብ ዝፍፀሙ ምጭብርባራት ዕድጊት ክጥንቀቕ ከምዝግባእ ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ኣተሓሳሲቡ። ፈፃሚ ስራሕ ኮሙኒኬሽንን ርክብ ህዝቢን እቲ ኣገልግሎት እንዳለ ኣሰፋ ከምዝበሉዎ÷ ብዙሓት ከከምዓቕሞም…

ሕብረተሰብ ኣብ ቅነ በዓላት ሓደጋ ከየጋጥም ጥንቃቐ ንኽገብር ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ በዓላት ተተሓሒዙ ሓደጋታት ከየጋጥሙ ሕብረተሰብ ጥንቃቐ ክገብር ከምዝግባእ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋን ባርዕ ሓዊን ኣተሓሳሲቡ፡፡ ኣብ ቅነ በዓላት ሓይሊ ኤሌክትሪክን ሓዊን ብስፍሓት ኣብ ረብሓ ስለዝውዕሉ ነዚ ስዒቡ ኣብ ዝቕፅል…

ኢትዮጵያን ስሎቬኒያ ደቂ ኣንስትዮ ምንቃሕ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ገፀር ከባቢ ኢትዮጵያ ዝነብራ ደቂ ኣንስትዮ ንምንቃሕ ምስ ስሎቬኒያ ብምትሕብባር ንምስራሕ ኣብ ስምምዕነት ተበፂሑ፡፡ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳያን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስሎቫኒያ ታኒያ ፋየን…

ኢ/ር ሃብታሙ ኢተፋ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይን ኢነርጂ ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተርኪሂን ተዛቲዮም። ኢንጂነር ሃብታሙ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ዘተ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ሩሲያን ህዝቢን መንግስቲን ኢትዮጵያ ዝፀንሐ ጥንኩር…