ተወሳእቲ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ካብ ዘይሕጋዊን መትከል ኣልቦን ምንቅስቓስ ክቑጠቡ ይግባእ-ፓርቲ ብልፅግና
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወሳእቲ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ካብ ዘይሕጋዊን መትከል ኣልቦን ምንቅስቓስ ክቑጠቡ ይግባእ ክብል ፓርቲ ብልፅግና ገሊፁ።
እቲ ፓርቲ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ መበገሲን መዛዘሚን ናይ ኩሎም ቅዋማትን ተግባራትን ኢትዮጵያ ህልውና፣ ልዕልነት፣ ምዕባለን ሰላም …