ኣብ ቱርኪ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ብምንቅጥቃጥ መሬት ጉድኣት ንዝበፅሖም ቱርካውያን ሓገዝ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቱርኪ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ክፋላት ማሕበረሰብ ብምንቅጥቃጥ መሬት ጉድኣት ንዝበፅሖም ቱርካውያን ሓገዝ ናውቲ፣ ገንዘብን ጉልበትን ከምዝገበሩ ተገሊፁ።
እቲ ሓገዝ ኣብታ ሃገር ምስ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ብምትሕበባር ከምዝገበሩዎ ተሓቢሩ፡፡…