ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩባንኒያታት ሩሲያ ኣብ ናፃ ዞባ ንግዲ ድሬዳዋ ኢንቨስት ንምግባር ድሌቶም ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍቢ ሲ)ካብ ሩሲያ ኩባኒያታት ኣፍረይቲ መኪና ላዳን ጋዝ ግሩፕን ዝመፅኡ ተወከልቲ ምስ ምክትል ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ሽፈራው ሰለሞን ተዛቲዮም፡፡ ኣይተ ሽፈራው ሰለሞን፥ ነቶም ተወከልቲ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክታት ዘሎ ምቹው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ንነበር ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ምስጋና ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንነበር ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ በስሊ ምስጋና ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ እቶም ዋና ዳይሬክተር ኣብ ሓላፍነት ኣብ ዝነበሩሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ጉዳይ ንምፍፃም ቢጫ ትኬት ቁረፁ” ብምባል እናታለሉ ዝነበሩ 9 ተጠርጠቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)"ጉዳይ ንምፍፃም ቢጫ ትኬት ቁረፁ” ብምባል ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታ ብኣሽከርከርቲ እናተንቀሳቐሱ ገበን ምትላል እናፈፀሙ ዝነበሩ 9 ተጠርጠቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ተጠርጠርቲ ገበን ዝፍፅሙ፥ ሰራሕተኛታትን ሓለፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ን3ይ ግዘ ናይ ጎዳና ኢፍጣር ከምዝካየድ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ጎዳና ኢፍጣር ኣብ ዝቕፅል ቀዳም ን3ይ ግዘ ከምዝካየድ ተገሊፁ። እቲ ኢፍጣር ጎዳና፥ “ኢፍጣርና ንወገናትና” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ መስቀል ከምዝካየድ ተሓቢሩ፡፡ ረመዳን ወርሒ ምትሕብባር፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መገዲ ኣፋውስ እናዘዋወሩ ዝተረኸቡ ውልቀ ሰባት ኢድ ብኢድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድሐኒት ፍቓድ ምሻጥ ይኹን ምክፍፋል እንተይሃለዎም ብዘይሕጋዊ መገዲ ኣፋውስ እናዘዋወሩ ዝተረኸቡ ውልቀ ሰባት ኢድ ብኢድ ከምዝተትሓዙ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ፖሊስ ካብ ሕብረተሰብ ብዝረኸቦ ሓበሬታ መሰረት ብምግባር ብዝገበሮ ክትትል ኢዩ ክልተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ንፕሮጀክት መኣዲ ንወለዶ ሓገዝ ገንዘብ ንዝገበሩ ትካላት ኣመስጊኑ Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ንፕሮጀክት መኣዲ ንወለዶ ካብ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ጀሚሩ ዝተፈላለዩ ሓገዝ ገንዘብ ንዝገበሩ ትካላት ኣመስጊኑ። እቲ ቤት ፅሕፈት፥ ቀዳማይ ዙር ሓገዝ ዝገበሩ ዝርዝር ትካላት ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ መገዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጦር ጀነራላትን ላዕለዎት መኮንናትን ኤርትራ ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብጀነራል ኣብርሃ ካሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ጦር ጀነራላትን ላዕለዎት መኮንናትን ኤርትራ ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዑደት ገይሩ። ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን፥ "ጦር ጀነራላት ኤርትራ እንኳዕ ናብ ካልአይቲ ገዛኹም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፈረንሳይን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ጉዳይ ሩሲያ – ዩክሬን ምስ ቻይና ክዝትዩ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ጉዳይ ሩሲያ – ዩክሬን ምስ ቻይና ሎሚ ክዝትዩ ኢዮም። ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮንን ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ኡርሱላ ቮን ዴር ሌየንን ንሰለስተ መዓልቲታት ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ጅቡቲ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራሕ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ጅቡቲ ኣቲዩ። ኣብ ጅቡቲ እንትበፅሑ ድማ ብኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ ኣቀባብላ ተገይሩሎም። እቲ ልኡኽ ቅድም…
ቢዝነስ ንበዓላት ዝኸውን ልዕሊ ፍርቂ ሚሊየን ኩንታል ሽኮር ናብ ዕዳጋ ንምቕራብ ምድላው ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝቕፅሉ በዓላት ትንሳኤን ዒድ ዓልፈጥን ልዕሊ 500 ሺሕ ኩንታል ሽኮር ናብ ዕዳጋ ንምቕራብ ምድላው ከምዝተወገነ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ሚኒስቴር ኣፈፃሚት ስራሕ ሓለዋ ንግዲ ውሽጢ ሃገርን ዓደግቲን መስከረም ባህሩ…