Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 47 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎ ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 47 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎ ናውቲታት ኮትሮባንድ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ብዘይሕጋዊ መገዲ እንትዘዋወር ተታሒዙ። ሓላፊ ኮሙኒኬሽንን ሚዲያ ዲቪዥንን መምርሒ ፖሊስ እቲ ዞባ ዋና ኢንስፔክተር ቶሎሳ ጎሹ፥ መበገሲኡ ካብ ጅቡቲ ብምግባር…

ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዝውሰዱ ዘለዉ ስጉምቲታት ይቕፅሉ ኣለዉ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዝውሰዱ ዘለዉ ስጉምቲታት ይቕፅሉ ከምዘለዉ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ኣገልግሎት ሰላማዊት ካሳ፥ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናብቲ ከባቢ ድሕሪ ምእታዉ ልዑል ውፅኢት ይምዝገብ ኣሎ ኢለን።…

ስራሕቲ ዳግመ ውዳበ ፍሉይ ሓይሊ ኣብ ኩለን ክልላት ብተመሳሳሊ እዋን ዝተጀመረ ኢዩ –  ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሕዚ እዋን ናብ ተግባር ዝተኣተወ ስራሕቲ ዳግመ ምውዳብ ፍሉይ ሓይሊ ክልላት ኣብ ኩለን ክልላት ብተመሳሳሊ እዋን ዝተጀመረ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ኣብ…

ኩሉ ሰብ ኣብ ዝተዋፈረሉ ዓውዲ ሃገር ከቕድም ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩሉ ሰብ ኣብ ዝተዋፈረሉ ዓውዲ ብሄራዊ ረብሓ ንምሕላው ሃገር ከቕድም ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይጠ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። መራኸቢ ሓፋሽ ንብሄራዊ ረብሓ ብዝብል መሪሕ ቃል መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ኣብቲ…

ፀገማት ስርዓተ ምግቢ ንምፍታሕ ብዕቱብ ይስራሕ ኣሎ – ዶክተር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅን ፀገማት ስርዓተ ምግቢ ንምፍታሕ ብዕቱብ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ዓለም ለኸ ፀብፃብ ሓሬታ ኢንዴክስ ጥሜት 2022፥ ሚኒስቴር ሕርሻን ሚኒስቴር ጥዕናን ምስ ኣላያንስ 2015 መሓዙት…

ኣብ ኣሜሪካ ዝነብራ ክልተ ኣሓት 7 ሺሕ መፃሕፍቲ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ለጊሰን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዝነብራ ክልተ ኣሓት ትውልደ ኢትዮጵያውያን መናእሰይ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ዝኸውን 7 ሺሕ መፃሕፍቲ ንኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኣረኪበን። ወ/ሮ ኣያንቱ ኣበበ ብደቀን ኣቢሉ ዝተኣከቡ መፃሕፍቲ ነቲ ኤምባሲ ኣረኪበን።…

8ይ ፎረም ዲፕሎማሲ ማይን ኮሙዩኒኬሽንን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዲፕሎማሲ ማይን ኮሙዩኒኬሽንን ዘድሃበ 8ይ ፎረም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ ምስ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ብምትሕብባር ኣብ ዝተሰናደአ ፎረም፥ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብትሑት እቶት ንዝመሓደሩ ሙስሊም ወገናት መኣዲ ረመዳን ኢፍጣር ኣንጊዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብትሑት እቶት ንዝመሓደሩ ሙስሊም ወገናት መኣዲ ረመዳን ኢፍጣር ኣንጊዶም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ፣ ኣባላት ኣፈፃሚ ስራሕ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኣዲስ…

ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ፕሬዚዳንት ጅቡቲ ዘቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ፕሬዚዳንት ውድብ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ፕሬዚዳንት ጅቡቲ ኢስማኤል ኦማር ጌሌ ዘቲዩ። እቲ ዘተ ክልቲኣዊ ረኽቢ እተን ሃገራት ብዝበለፀ ኣብ ዘጠናኽሩ ዛዕባታት ዝጠመተ ከምዝነበረ ተሓቢሩ። ኣብ…

ኣብ ትግራይ ተቛሪፁ ዝነበረ ስሩዕ ትምህርቲ ንምጅማር ዘኽእል ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ተቛሪፁ ዝነበረ ስሩዕ ትምህርቲ ንምጅማር ዘኽእል ዘተ ኣብ መቐለ ይካየድ  ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ትምህርቲ ዶክተር ሳሙኤል ክፍሌ፣ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ፕሮፌሰር ጣሰው ወልደሐና፣…