ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓ ዩንቨርስቲ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ምስ ኣምባሳደር ከሮማኒያ ዘቲዮም Desta Aug 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ዩንቨርስቲ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ምስ ኣምባሳደር ከሮማኒያ ሉሊያ ፓታኪ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ዘተ ኣካይዶም። ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዝነበረ ታሪኻዊ ርክብ ከምኡውን እቲ ዩንቨርስቲ ካብ ዝተጣየሸሉ እዋን ፈሊሙ ሙያተኛታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝወፅአ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ንዝቕፅሉ 6 ኣዋርሕ ዝፀንሕ ኢዩ-ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) Desta Aug 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝወፅአ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ንዝቕፅሉ 6 ኣዋርሕ ዝፀንሕ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም። እቶም ሚኒስትር፥ ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ዝረአ በዕጥቂ ዝተደገፈ ምንቅስቓስ ብስሩዕ ሕጊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩንቨርስታት ራያ፣ ኣክሱምን ዓድግራትን ተማሃሮ ተፈተንቲ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ተቐቢለን Desta Aug 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስታት ራያ፣ ኣክሱምን ዓድግራትን ብመሰረት ትልመን ተማሃሮ ተፈተንቲ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ተቐቢለን ከምዝተቐበላ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኪሮስ ጉዕሽ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብቲ ኣዋጅ ህፀፅ እዋን ዝውሰዱ ስጉምቲታትን ዝተኸልከሉ ተግባራትን ዕላዊ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ሰላምን ድሕነነትን ህዝቢ ንምሕላው ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውፀኦ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝውሰዱ ስጉምቲታትን ዝተኸልከሉ ተግባራትን ዕላዊ ኮይኖም። ኣብቲ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝውሰዱ ስጉምቲታትን ዝተኸልከሉ ተግባራትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ 4 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲታት ከምዝተተኸሉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት ክሳብ ሕዚ ኣብ 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ሄክታር መሬት 4 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲታት ከምዝተተኸሉ ቢሮ ሕርሻ ክልል ኦሮሚያ ኣፍሊጡ፡፡ ትርሚ እቲ መርሃ ግብሪ ንምዕዋት÷ ካብ ቅድመ ምድላው ጀሚሩ ብዝተወገኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ኣብ 2012 ዓ.ም ፈተና 12 ክፍሊ ዘይወሰዱ ተምሃሮ መስከረም ክፍተኑ ኢዮም-ሚኒስቴር ትምህርቲ Desta Aug 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ከምዝተዛዘመ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)፥ እቲ ፈተና ካብ ምቕዳሕን ስርቅን ብዝፀረየ መመገዲ ከምዝተውሃበ ተዛሪቦም። ኣብ እዋን ፈተና ዝተኸልከሉ ናውቲታት ናብ መፈተኒ ቦታ ሒዝካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ በጀት እቲ ክልል 56 ቢሊየን ብር ንኽኸውን ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ በጀት እቲ ክልል 56 ቢሊየን ብር ንኽኸውን ኣፅዲቑ። ቤት ምኽሪ ክልል ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትት 6ይ ዙር፣ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 4ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ ሃዋሳ እናካየደ ይርከብ። እቲ ቤት ምኽሪ÷ በጀት ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍልይቲ ልእኽቲ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ፍልይቲ ልእኽቲ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣኔት ዌበር (ዶ/ር) ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኣብ ኢትዮጵያ ሰላም ንኽፀንዕ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትሕቲ ደረጃ ኮይኖም ዝተረኸቡ ብዙሓት ኣተውቲ ኣቑሑት ናብ ሃገር ከየኣትዉ ተኣጊዶም – ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2015 ትሕቲ ደረጃ ኮይኖም ዝተረኸቡ ልዕሊ 1 ሺሕን 932 ሜትሪክ ቶን ኣተውቲ ኣቑሑት ናብ ሃገር ከየኣትዉ ከምዝተኣገዱ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር÷ ኣብቲ በጀት ዓመት ኣገዳ ደረጃ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ልዕሊ 265 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ንምርካብ ተተሊሙ Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኦሮሚያ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ልዕሊ 265 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ንምርካብ ከምዝሃቀነ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቢሮ ኮሙኒኬሽን እቲ ክልል ኣይተ ሃይሉ ኣዱኛ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ዕቤት ቁጠባዊ ሃፍቲ እቲ…