Fana: At a Speed of Life!

ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሸሞንተ ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሸሞንተ ሰባት ሓሊፉ። ኣብ ዞባ ጌዴኦ ከተማ ወናጎ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ፥ ህይወት ሰለስተ ሰባት እንትሓልፍ ኣብ ልዕሊ 10 ሰባት ጉድኣት በፂሑ፡፡ እቲ ሓደጋ ትማሊ ምሸት ከባቢ ሰዓት 12 ካብ ያሎ ናብ ኣዲስ ኣባ…

መንግስቲ ዝተመዝገቡ ውፅኢታት ንምጥንኻር ብቑርፀኝነት ከምዝሰርሕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ከይዲ ለውጢ ዝተመዝገቡ ውፅኢታት ንምጥንኻር ብቑርፀኝነት ከምዝሰርሕ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ ቤልጂጌ ገሊፆም። ኣይተ ተስፋዬ፥ ኣብ ዝሓለፉ 5 ‘ማውቲ ኣብ ዓውዲ ፖለቲካ ዝተሰርሑ ስራሕቲ በዝምልከት መብርሂ…

ሩሲያዊ ጠፈርተኛ ሰርጌ ሰቨርቺኮቭ ዘለዎ ልምዲ ንኢትዮጵያውያን ኣካፊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያዊ ጠፈርተኛ ሰርጌ ሰቨርቺኮቭ ዘለዎ ልምዲ ንኢትዮጵያውያን ምሁራንን ተምሃሮ ዩንቨርስቲን ኣካፊሉ። እወንታዊ ልምዲ ህዋ ሳይነስ ሩሲያ ጠመተ ዝገበረ ልውውጥ ልምዲ ኣብ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። እቲ መርሃ ግብሪ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ መንበሪ ገዝአን ምድላው ኣፍጥር ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ፆም ረመዳን ምኽንያት ብምግባር ኣብ መንበሪ ገዝአን ምድላው ኣፍጥር ኣካይደን። ኣብቲ ስነ-ስርዓት፥ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼክ ሃጂ ኢብራሂም፣ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪን ኣቦታት እቲ…

ብኲናት ዝተጎድኡ ዜጋታት መሊስካ ብምጥያሽ ዘላቒ ሰላም ንኸዓስል ምርብራብ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብዝነበረ ኲናት ዝተጎድኡ ዜጋታት መሊስካ ብምጥያሽ ዘላቒ ሰላም ንኸዓስል ምርብራብ ከምዝግባእ ተሓቢሩ። ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ኣብ ዳግመ ህንፀት ብትኳር ምስ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ባህርዳር ይዝቲ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ…

ብገበን ተጠርጢሮም ክሲ ቀሪቡሎም ዝነበረ ስቪልን ወተሃደራዊን ኣመራርሓ ህወሓት ክሶም ተቛሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብገበን ተጠርጢሮም ክሲ ቀሪቡሎም ዝነበረ ስቪልን ወተሃደራዊን ኣመራርሓ ህወሓት ክሶም ከምዝተቛረፀ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ። ኣብ መንጎ መንግስቲ ፌዴራልን ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን(ህወሓት) ብመሰረት ዝተፈፀመ ስምምዕ ሰላም ምስቲ ጎንፂ…

ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ትካል ሰራሕተኛታትን ትሕብብሮም ንምጥንኻር ተላዚቦም  

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ትካል ሰራሕተኛታትን ትሕብብሮም ንምጥንኻር ተላዚቦም። ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳየን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ጊልበርት ሃንግቦው ተመያዪጠን። እቲ ዘተ፥ ኣብ ጄኔቫ ካብ 27…

እቲ ዝተጣየሸ ግዚያዊ ምምሕዳር ፀገም ህዝቢ ትግራይ ፈታሒ ኣብ ዝኾኑ ነገራት ጠመተ ገይሩ ክሰርሕ ትፅቢት ከምዝገብር ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ ዝተጣየሸ ግዚያዊ ምምሕዳር ፀገም ህዝቢ ትግራይ ፈታሒ ኣብ ዝኾኑ ነገራት ጠመተ ገይሩ ክሰርሕ ትፅቢት ከምዝገበር ተሓቢሩ። ንኣስታት ክልተ ዓማዉቲ መሃያ ከይተኸፈሎ ንዝፀንሐ ሰራሕተኛ መንግስቲ መሃያ ምኽፋልን ካብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ትግራይ…

 “ናይ ምፅኣት እዋን ከጋጥም ኢዩ፤ ሞትን ምምዝባልን ክህሊ ኢዩ” ብዝብል ስግኣት ብስደት ናብ ኢትዮጵያ ኣትዮም ዝተብሃሉ ኡጋንዳዊያን ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“ናይ ምፅኣት እዋን ከጋጥም ኢዩ፤ ሞትን ምምዝባልን ክህሊ ኢዩ” ብዝብል ስግኣት ብስደት ናብ ኢትዮጵያ ኣትዮም ዝተብሃሉ ኡጋንዳዊያን ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር መለስ ኣለም፥ እቶም ኡጋንዳዊያን ካብ…

ኣብ ከይዲ ለውጢ ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ንምህናፅ ዘኽእሉ ዕዉታት ስራሕቲ ተሰሪሖም ኢዮም-ውድብ ብልፅግና

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓማውቲ ኣብ ከይዲ ለውጢ ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ንምህናፅ ዘኽእሉ ዕዉታት ስራሕቲ ተሰሪሖም ኢዮም ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ውድብ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም፥ ኣብ ኢትዮጵያ ቅድሚ 2010 ዓ.ም ስእነት ስራሕ፣ ናህሪ…