ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ኮሚቴ ምኽባር ሕጊ ትካል ጉምሩኻት ዓለም ትሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 43 ኣኼባ ኮሚቴ ምኽባር ሕጊ ትካል ጉምሩኻት ዓለም ትሳተፍ ኣላ። ንኣርባዕተ መዓልቲታት ኣብ ርእሰ ከተማ ቤልጂየም ብራስልስ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዓለም ለኸ ኣኼባ፥ ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩክ ኣይተ ሙሉጌታ በየነ…
ስፓርት ጋንታታት ትግራይ ክሳብ 24 ጉንበት ሪፖርት ንኸቕርባ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታታት ኩዕሾ እግሪ ትግራይ ክሳብ 24 ጉንበት ሪፖርት ንኸቕርባ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ እቲ ክልል ሓቲቱ። ኣብቲ ክልል ብምኽንያት ዘጋጠመ ኲናት ካብ ውድድር ርሒቐን ዝፀንሓ ጋንታታት ትግራይ፥ ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ምስ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ሕርሻ ንክልል ሶማሌ ልዕሊ 160 ነጥቢ 1 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሕርሻ ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል ልዕሊ 160 ነጥቢ 1 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ፥ ሚኒስትር ሕርሳሻ ግርማ ኣመንቴ ( ዶ/ር) ንርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ ኣረኪቦምዎም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ሰላም ንንግዲ፣ ንግዲ ንሰላም” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ልዝብ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማእኸል ናይ ውልቀ ኢንተርፕራይዛት "ሰላም ንንግዲ፣ ንግዲ ንሰላም" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ልዝብ ተኻይዱ፡፡ ኣብ ሚኒስቴር ሰላም ሚኒስትር ዲኤታ ዘፈር ህንፀት ሰላምን ብሄራዊ ምርድዳእን ታየ ደንዳኣ ኣብቲ መድረኽ ኣብ ዝገበሩዎ መደረ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ ቀረብ ሓይሊ ንዝዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ መበረታትዒ ከምዘቕርብ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ቀረብ ሓይሊ ንዝዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ውልቀ ምስ ታክሲ ዝተተሓሓዙ መበረታትዒታት ሓዊሱ መሬት ብናፃ ክሳብ ምቕራብ ዝበፅሕ ዝተፈላለዩ መበረታትዒታት ክገብር ኢዩ ተባሂሉ። ኣብ ከተማ በርሊን ኣብ ኣማራፂ ሓይሊ ዝመክር መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ፡፡…
ስፓርት ሊዮኔል ሜሲ ንሃገሩ መበል 100 ሸቶኡ ኣመዝጊቡ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሌዮኔል ኣንድሬስ ሜሲ ንሃገራዊት ጋንታ ኣርጀንቲና መበል 100 ሸቶኡ ትማሊ ኣመዝጊቡ። ሜሲ ሃገሩ ኣርጀንቲና ንደሴት ካረቢያ ኣብ ሳንቲያጎ ዴል ኤስትሮ 7 ን 0 ኣብ ዝሰዓረትሉ ፀወታ ሰለስተ ሸቶታት ብምምዝጋብ ሃትሪክ ሰሪሑ፡፡ ተዓዋቲ 7 ግዘ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ክታበት መከላኸሊ ሕማም ንፍዮ ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝተዋደደ ወፍሪ ክታበት መከላኸሊ ሕማም ንፍዮ እናተውሃበ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ሚኒስቴር ሓላፊ ዴስክ ክታበት ኣዴታትን ህፃናትን መልካሙ ኣያሌው ከምዝገለፁዎ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ንዝካየድ ወፍሪ ክታበት ህማም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 124 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 124 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ። ዝተትሓዙ ኣቑሑት ኮትሮባንድ 101 ነጥቢ 9 ሚሊየን ዝኣተውን 22 ነጥቢ 7 ሚሊየንዝወፅኡን ኣቑሑት ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡ ካብ ሞንጎ እቶም ኣቑሑት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ካብ ተመፅዋቲት ስርናይ ናብ መቕረቢት ዕዳጋ ወፃኢ ተሰጋጊራ ኣላ – ሚኒስቴር ሕርሻ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ብኒሕን ቆራፅነትን ብምስራሓ ካብ ተመፅዋቲት ስርናይ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ናብ ምቕራብ ከምዝተሰጋገረት ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኢትዮጵያ በቢዓመቱ 17 ሚሊየን ኩንታል ስርናይ ካብ ወፃኢ ብምእታው ልዕሊ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ያርስ ብዝተብሃለ ኣህጉር ዘቋርፅ ባላስቲክ ሚሳኤል ወታደራዊ ልምምድ ምግባር ጀሚራ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሩሲያ ያርስ ብዝተብሃለ ኣህጉር ዘቋርፅ ባላስቲክ ሚሳኤል ብምጥቃም ወታደራዊ ልምምድ ምግባር ከምዝጀመረት ኣፍሊጣ። ኣብቲ ወታደራዊ ልምምድ ልዕሊ 3 ሺሕ ወታደራት ተሳተፍቲ እንትኾኑ፥ 300 ዝበፅሕ ሚሳኤል ድማ ኣብ ረብሓ ከምዝወዓለ ኣልጄዚራ…