ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሩሲያዊ ጠፈርተኛ ኣብ ህዋ ብምዃን ዘልዓሎ ምስሊ ዳሉል ንኢትዮጵያውያን ኣረኪቡ Desta Mar 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሩሲያዊ ጠፈርተኛ ሰርጌይ ኩድ ስቨርቺኮቭ ኣብ ህዋ ብምዃን ዘልዓሎ ምስሊ ዳሉል ናብ ኣዲስ ኣበባ ብምምፃእ ንኢትዮጵያውያን ኣረኪቡ። ሰርጌይ ኩድ ስቨርቺኮቭ፥ ኣብ 2012 ዓ.ም ኣብ ዓለም ለኸ ማእኸል ህዋ ን185 መዓልታት ዝፀንሐ ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዋጅ ዲጂታል መለለዪ ካርዲ ብኣብዝሓ ድምፂ ፀዲቑ Desta Mar 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ዲጂታል መለለዪ ካርዲ ኢትዮጵያ ብኣብዝሓ ድምፂ ኣፅዲቑ። ስርዓት ዲጂታል መለለዪ ካርዲ ኩለ መዳይ፣ ተመሳሳሊን ኣተኣማማኒን ነበርቲ እዛ ሃገር ዝምዝገብሉ ስርዓት ብምዝርጋሕን ሓበሬታ ተመዝገብቲ ብምሓዝ ሰርዓት ኣጠቓቕማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ናብ ዝተማልአ ሰላም ንምስግጋር እትገብሮ ፃዕሪ ማሕበረሰብ ዓለም ደገፍ ይህብ ኣሎ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Desta Mar 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናብ ዝተማልአ ሰላም ንምስግጋር እትገብሮ ፃዕሪ ማሕበረሰብ ዓለም ደገፍ ይህብ ኣሎ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ መለስ ኣለም፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዝጠመተ መግለፂ ሂቦም። ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵያ ልዕሊ 60 ሚሊየን ዩሮ ሰብኣዊ ደገፍ ክገብር ኢዩ Desta Mar 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵያ ልዕሊ 60 ሚሊየን ዩሮ ሰብኣዊ ደገፍ ከምዝገብር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት እቲ ሕብረት ኣፍሊጡ። እቲ ሕብረት ብሓፈሻ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ንሰብንኣዊ ደገፍ ዝኸውን 331 ሚሊየን ዩሮ ከምዝህብ ዕላዊ ገይሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትውልዲ ምድማር ማእኸል መዘናግዒ ስፖርት ንህፃናትን መናእሰይን መጀመሪ መርሃ ግብሪ ተሳሊጡ Desta Mar 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ትውልዲ ምድማር ማእኸል መዘናግዒ ስፖርት ንህፃናትን መናእሰይን መጀመሪ መርሃ ግብሪ ተሳሊጡ። ኣብቲ ስነ ስርዓት፥ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ፣ ኣመራርሓ ከተማን ክፍለ ከተማን፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ኮሞሮስ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Desta Mar 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኮሞሮስን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ኣዛሊ ኣሱማኒ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ አንትበፅሑ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሰደር ምስጋኑ ኣርጋ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 33 ኢትዮጵያውያን ካብ ፑንትላንድ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)33 ኢትዮጵያውያን ካብ ፑንትላንድ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ተገሊፁ። ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄነራል ፌዴሪኢ ኣብ ፑንትላንድ ኣብ ቦሳሶ ምስ ዝርከብ ጨንፈር ቢሮ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት (IOM) ብምትሕብባር 33 ፍልሰተኛታት ካብ ቦሳሶ ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብገበን ግዕዝይና ኣብ ልዕሊ ዝተኸሰሱ ዳያኑ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ውሳነ ቅፅዓት ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብገበን ግዕዝይና ኣብ ልዕሊ ዝተኸሰሱ ዳያኑ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ውሳነ ቅፅዓት ተዋሂቡ። እቲ ውሳነ ቅፅዓት ተወሲኑ ዘሎ ብላዕላይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ምድብ ልደታ ቀዳማይ መጋባእያ ገበን ጉዳያ ግዕዝይና እንትኸውን፥ ውሳነ ቅፅዓት ዝተመሓላለፈሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እምነት ሽፋን ብምግባር ዛዕባ ፖለቲካ ንምስጓም ዝፍትኑ ኣካላት ብሓባር ምቅላስ ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እምነት ሽፋን ብምግባር ዛዕባ ፖለቲካ ንምስጓም ዝፍትኑ ኣካላት ብሓባር ምቅላስ ከምዝግባእ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ቢሮ ሰላምን ፀፅታን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ኮሚሽን ፖሊስ አኣዲስ ኣበባን ኣብ ስራሕቲ ሰላምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ፀረ-መበረታትዒ ቅመማት ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ንፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ፀረ-መበረታትዒ ቅመማት ዊቶልድ ቦንካን ልኡኾምን ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐቢለን ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ፀረ-መበረታትዒ ቅመማትን ብዝበለፀ ተቐራሪቦም ኣብ…