ኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ሮላንድ ኮብያ ኣብ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ሮላንድ ኮብያ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ዑደት ኣሳሊጡ።
እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ዩኒቨርስቲ፥ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓማውቲ ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ዝነበረ…