ስርዓት ጥዕና ንምጥንኻር ምትእስሳር ኣገልግሎት ትካላት ጥዕና ምድንፋዕ ከምዘድሊ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ጥዕና ንምጥንኻር ምትእስሳር ኣገልግሎት ትካላት ጥዕና ምድንፋዕ ከምዘድሊ ሚኒስቴር ጥዕና ገሊፁ።
ስርዓት ጥዕና ንምጥንኻርን ምትእስሳር ኣገልግሎት ትካላት ጥዕና ብፍላይ ጥዕና ኣዴታት፣ ህፃናት፣ ሰገናትን ስነ ተዋልዶን ተበፃሕቲ ንምግባርን…