Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮ ቴሌኮም ቴሌብር ሱፐር ኣፕ ዝተብሃለ “ኣፕሊኬሽን” ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ቴሌብር ሱፐር ኣፕ ዝተብሃለ “ኣፕሊኬሽን” ኣብ ሙዚየም ሳይንስ ዕላዊ ገይሩ። ኣብቲ ስነ ሰርዓት ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ኩባኒያ ፍሬህይወት ታምሩ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮምን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን…

መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ንኣባላት ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ ናይ ምፍላጥ መርሃ ግብሪ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝኾኑ ዓለም ለኸ ኣባላት ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ ናይ ምፍላጥ መርሃ ግብሪ ተሳሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ፥ እቲ…

ኢትዮጵያን ጅቡቲን ብዓውዲ ጉምሩክ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጅቡቲን ብዓውዲ ጉምሩክ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። እቲ ስምምዕነት ኣወሃህባ ኣገልግሎት ጉምሩክ ክልቲአን ሃገራት ቅልጡፍን ዘመናዊን ንምግባር ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ። ዓለም ለኸ መዐቀኒታት ማእኸል ዝገበረን…

ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ክታም ኣንቢረን። ላዕለዎት ኣመራርሓ ሚኒስቴር ኣብያተ ዕዮ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ኣብቲ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ተጓዓዝቲ ሓጅ 315 ሺሕ ብር ንክኸፍሉ ከምዝተወሰነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሎሚ ዘበን ተጓዓዝቲ ሓጅ 315 ሺሕ ብር ንክኸፍሉ ከምዝተወሰነ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ቤት ምኽሪ መበል 1444/2015 ተጓዓዝቲ ሓጅ ጠሚቱ መግለፂ ሂቡ። እቲ ቤት ምኽሪ፥ ተጓዓዝቲ ሓጅ 315 ሺሕ ብር…

ቱርክን ኢትዮጵያን ሓዱሽ ሽርክና ንግዲ ንምጥያሽ ዘኽእለን ዘኽእለን ጉባኤ የሳልጣ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርክን ኢትዮጵያን ሓዱሽ ሽርክና ንግዲ ንምጥያሽ ዘኽእለን ዘኽእለን ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጣ ኣለዋ። ኣብቲ መድረኽ ካብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ንግዲ ዝተውፃእፅኡ ልኡኻት ንግዲ ቱርኪ ምስ ኣካላት ማሕበረሰብ ንግዲ ኢትዮጵያ ይሳተፉ ከምዘለዉ…

ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ 90 ሚኢታዊት ምብፅሑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ 90 ሚኢታዊት ምብፅሑ ተገሊፁ። እምነ ኩርናዕ እቲ ግድብ ዝተነበረሉ መበል 12 ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ፕሮጀክት እቲ ግድብ ካስብ ሐዚ ዝተሰርሑ ስራሕቲን ኣብ ቀፃሊ ክስርሑ ዝተትሓዙ…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ  ርእሰ ምምሕዳር ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብምዃን ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ጌታቸው ረዳ  ርእሰ ምምሕዳር ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንክኾኑ ምሿሞም ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ዓንቀፅ 62(9)ን ኣዋጅ ቁፅሪ…

ከተማታት ንነበርተን ንክጥዕማ ዘኽእል ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማታት ንነበርተን ንክጥዕማ ዘኽእል ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ገሊፁ። ኣብ ሰትራቴጂ ልምዓት ኣባይቲ ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ኣብ ከተማታት ዘሎ ሕፅረት መንበሪ ኣባይቲ ንምቕራፍ ይስራሕ ከምዘሎ…

ፅዕንቶ ለውጢ ክሌማ ንምጥያሽ በቢዓመቱ 3 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ዶላር ከምዘድሊ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅዕንቶ ለውጢ ክሌማ ንምጥያሽ በቢዓመቱ 3 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ዶላር ከምዘድሊ ኮሚሽን ሽግግር ሓይሊ ብሪታኒያ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዘውፅኦ ፀብፃብ ኢኮኖሚ ዓለም ካብ ብኽለት ኣየር ናፃ ምዃን ዘኽእል ኣማራፂታት ምግላፁ ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ።…