ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ሕማም ሳምቡእ ኣብ 2030 ንምጥፋእ ቆራፅ ኢዩ – ዶክተር ሊያ ታደሰ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ሕማም ሳንቡእ (ቲቢ) ኣብ 2030 ንምጥፋእ ቆራፅ ከምዝኾነ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓመታት ሕማም ሳንቡእ ንምክልኻል ዝተሰርሑ ስራሕቲ መፅናዕቲን ምርምርን ውፅኢታዊ ከምዝኾኑ ገሊፀን፡፡ መበል 17…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ህወሓት ካብ ዝርዝር ትካል ግብረ ራዕዲ ኣልዒሉ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ካብ ዝርዝር ትካል ግብረ ራዕዲ ንኽለዓል ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ባይቶ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ፍሉይ ኣኼባ፥ ህወሓት ካብ መዝገብ ግብረ ራዕዲ ንምልዓል ብዝቐረበሉ ውሳነ ሓሳብ ድሕሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብብርኪ ክልል ኦሮሚያ ኣብ መርሃ ግብሪ መፋለጢ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ልዕሊ 609 ሚሊየን ብር ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ብብርኪ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝተገበረ መርሃ ግብሪ መፋለጢ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ልዕሊ 609 ሚሊየን ብር ተኣኪቡ። መፅሓፍ የመደመር ትውልድ ብብርኪ ክልል ኦሮሚያ መርሃ ግብሪ መፋለጢ ዝተኻየደ፥ በቲ ኣታዊ ልምዓት በዓልቲ ሶፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ዘላቒ ንምግባር እናሰርሐ ይርከብ – ኣይተ ታዬ ደንደኣ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ዘላቒ ንምግባር እናሰርሐ ከምዝርከብ ሚኒስትር ዲኤታ ሰላም ኣይተ ታዬ ደንደኣ ገሊፆም። ሴኪዩሪቲ ስተዲስ ዝተብሃለ ትካል ምስ ኦፕን ሶሳይቲ ኣፍሪካ ብምትሕበባር "ስምምዕነት ምቁራፅ ጎንፂ ናብ ኩለመዳይ ሃገራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሪታኒያ ኣተገባብራ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ዕዉት ንኽኸውን ኣድላዪ ሓገዝ ከምትገብር ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ንሚኒስትር ልምዓትን ጉዳያት ኣፍሪካን ብሪታኒያ ኣንድሪው ሚሸል ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ኣዘራሪቦም። ኣብ ዘተኦም ኢትዮጵያን ብሪታኒያን ኣብ ምትሕብባር ልምዓት ነዊሕ እዋን ዘቑፀረ…
ቴክኖሎጂ ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት 20 ድሮናት ዝሰርሐ ኢትዮጵያዊ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣማኑኤል ባልቻ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ደንቢ ዶሎ መምህር ሜካኒካል ምህንድስና ኢዩ፡፡ ኣብ ሓደ ዓመት ዝተፈላለየ መጠንን ኣገልግሎትን ዘለወን “ፊክስድ ዊንግ”ን “መልቲ ኮፕተር (ሮተርስ)” ብዝብል ሳይንሳዊ ምድባት ዘረአያ 20 ድሮናት ሰሪሑ፡፡ እተን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፁዕ ኣቡነ ኣረጋዊ ካብ ድኻም እዚ ዓለም ዓሪፎም Desta Mar 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓለፊ ቤት ዕዮ ብፁእ ወቅዱስ ፓትርያርክን ላዕለዋይ መምርሒ ርክብ ወፃኢን፣ ሊቀ ጳጳስ ኣህጉረ ስብከት ድሬዳዋን ጅቡቲን ብፁዕ ኣቡነ ኣረጋዊ(ዶ/ር ) ካብ ድኻም እዚ ዓለም ዓሪፎም። ብፁእነቶም ንነዊሕ እዋን ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ሓገዝ ሕክምና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወርሒ ብዘይምርኣያ ፆመ ረመዳን ሓሙስ ክጅመር ኢዩ Desta Mar 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 1444 ዓመተ ሂጅራ ወርሒ ብዘይምርኣያ ፆመ ረመዳን ሓሙስ(ድሕሪ ፅባሕ) ክጅመር ኢዩ። ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ መበል 1444 ዓመተ ሂጅራ ፆም ረመዳን ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት መበል ሻምናይ ዓለም ለኸ ፎረም ትሕብብር ኢንዳስትሪታት ይሳለጥ ኣሎ Desta Mar 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻምናይ ዓለም ለኸ ፎረም ትሕብብር ኢንዳስትሪታት ኣብ ቱርክ ኢስታንቡል ይሳለጥ ኣሎ። ዕላማ እቲ ፎረም፥ ኣብ መንጎ ነጋዶ ቱርኪን ኣፍሪካን ዘሎ ምትሕብባር ክብ ንምባልን ማእኸለዎትን ኣናእሽቱን ፍሪያታት ማኑፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ምፍላጥ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ብብርኪ ክልል ኦሮሚያ መርሃ ግብሪ ምፍላጥ ይሳለጥ ኣሎ Desta Mar 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ብብርኪ ክልል ኦሮሚያ መርሃ ግብሪ ምፍላጥ ይሳለጥ ኣሎ። ካብ ሽይጣት እቲ መፅሓፍ ዝርከብ ኣታዊ ኣብ ዞባ ባሌ ንዝርከብ “ሶፍ ዑመር ዋሻ” ዝኸውን መሰረተ ልምዓታት ንምህናፅ ከምዝውዕል ተገሊፁ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥…