ኣብ ባህርዳር፣ ክልላት ጋምቤላን ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ካብ ቱሪዝም ዝርከብ ኣታዊ ንምዕባይ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ባህርዳር፣ ክልላት ጋምቤላን ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ካብ ቱሪዝም ዝርከብ ኣታዊ ንምዕባይ እናሰርሑ ምዃኖም ገሊፆም።
እቶም ሓለፍቲ ስራሕ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ ናብቶም ካባቢታት ዝመፅኡ በፃሕቲ ቆፅሮም እናወሰኸ…