Fana: At a Speed of Life!

ናብ ኢትዮጵያ ዘይሕጋዊ መሳርሒ ኲናት ኣብ ምእታው ዝነበሩ ኣርባዕተ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ኢትዮጵያ ዘይሕጋዊ መሳርሒ ኲናት ኣብ ምእታው ዝነበሩ ኣርባዕተ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ። ብሬን፣ ክላሽንኮቭን ካልኦት ጠያይቲን ብክልል ደቡብ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ወረዳ  ሃመር ብጀልባ ብምሽጋር…

ዶ/ር ግርማ ኣመንቴ ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ዶክተር ግርማ ኣመንቴ ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፈን ኡር ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኢትዮጵያን ጀርመንን ብዘለወን ነዊሕ እዋን ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ትኹረት ዝገበረ ከምዝነበረ ካብ ኤምባሲ ጀርመን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ምስ ሓላፊ ቀዋሚ ዲፕሎማቲክ ሚሲዮን ሃገራት ሊግ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ወይዘሮ ሰመሪታ ሰውሰው ምስ ሓላፊ ቀዋሚ ዲፕሎማቲክ ሚሲዮን ሃገራት ሊግ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ዶክተር ዋሊድ ሃመድ ሺልታህ ተዛቲየን። ኣብቲ እዋን ዘተ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ሰብኣዊ ዲፕሎማን ቀዋሚ ተወካሊ ሕብረት ኣፍሪካን…

ኢትዮጵያ ግዕዝይና ንምክልኻል ንእትገብሮ ተግባራት ዝግበር ቴክኒካል ደገፍ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ውሕመ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ግዕዝይና ንምክልኻል ንእትገብሮ ተግባራት ዝግበር ቴክኒካል ደገፍ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብል ቢሮ ምክልኻል ሓደገኛ እፅን ገበንን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ ምስ ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ፌዴራል ብምትሕብባር…

ላዕለዎት ኣመራርሓ ትካላት ፌዴራል ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ሰላምን ፀፅታን ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ትካላት ፌዴራል ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ሰላምን ፀፅታን ይዛተዩ ኣለዉ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ትካላዊ ዓቕሚ ብምህናፅ ዓወታት ክነቐፀል ኢና” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ከም ሃገር ዝተረከቡ ዓወታት ኣጠናኺርካ…

ሰሜን ኮሪያ ፈተነ ኒውክሌር ዝሽከም ናይ ውሽጢ ማይ ድሮን ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሒ ሰሜን ኮሪያ ኪም ጆንግ ኡን ኒውክሌር ናይ ምሽካም ዓቕሚ ዘለዎ ሰብ ኣልቦ ናይ ውሽጢ ማይ ኣውሮፕላን (ድሮን) ፈተነ ምክያዳ ማዕኸን ዜና እታ ሃገር ገሊፁ፡፡ እታ ድሮን ካብ 80 ክሳብ 150 ሜትሮ ትልቀት ኣብ ውሽጢ ዘለዎ ማይ ልዕሊ 59…

ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ምስ ሚኒስትር ሕርሻ ቱርኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ ምስ ሚኒስትር ሕርሻ ቱርኪ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ጉዳይ ዓቕሚ ልምዓት ማይ፣ ኢነርጂን ሚቲዮሮሎጂን ትኹረት ገይሮም፡፡ እቲ ልዝብ ጎድና ጎድኒ ኣብ ኒውዮርክ እናተኻየደ ምስ ዝርከብ ጉባኤ ማይ…

ኣብ ቤላሩስ ዝርከቡ ኩባኒያታት ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ምፍራይ ከምዝደሊዩ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤላሩስ ዝርከቡ ኩባኒያታት ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ምፍራይ ከምዝደሊዩ ገሊፆም። እቶም ኩባኒያታት ዕደና ንምውፃእ ኣገልግሎት ዝህባ መካይንን ክፍሊታት ሞተርን ከምኡውን ናውቲታት ሕክምና ንምፍራይ ባህጊ ከምዘለዎም ኢዮም…

ኢትዮጵያ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ንምትግባር ዘርአየቶ ፃዕሪ ኣብ ጉባኤ ሰብኣዊ መሰላት ውሕመ ናእዳ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ንምትግባር እናወሰደቶም ዝርከቡ ስጉምቲታት ኣብ ጄኔብ ፍሉያት ልኡኻት ሕብረት ኣውሮፓን ኣሜሪካን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንኢዶም። መንግስቲ ኢትዮጵን ህወሓትን ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ዝበፅሑዎ ስምምዕነት ንምኽባር…

ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ጊኒ ሎሚ ምሸት ፀወተኦም ከካይዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ጊኒ ሎሚ ምሸት ፀወታ ምፅራይ ዋንጫ ኣፍሪካ ከካይዱ ኢዮም። እቲ ፀወታ ሰዓት 5፡30 ከምዝግበር ኣብ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ…