ፆም ረመዷን ሎሚ መዓል ወርሒ እንተተራኢያ ፅባሕ፣ እንተዘይተራኢያ ድሕሪ ፅባሕ ክጅምር ኢዩ – ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1444 ዓመተ ሒጅራ ፆም ረመዷን ሎሚ መዓልቲ ወርሒ እንተተራኢያ ፅባሕ ረቡዕ፤ እንተዘይተራኢያ ድማ ድሕሪ ፅባሕ ሓሙስ ከምዝጅምር ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ቤት ምኽሪ መበል 1444 ዓመተ ሒጅራ ፆም ረመዷን…