Fana: At a Speed of Life!

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ፀወታ መለክዒ ቁመና ንሩዋንዳ 1ን0 ስዒሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ዘካየደቶ ፀወታ መለክዒ ቁመና ንሩዋንዳ 1ን0 ስዒራታ፡፡ እታ ሃገራዊት ጋንታ፥ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምስ ጊኒ ንትገብሮ ፀወታ መለክዒ ቁመና ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 10 ምስ ሃገራዊት ጋንታ ሩዋንዳ ኣብ ስታዲየም…

ክብሪታት ሰላም ንምህናፅ ግደ ደቂ ኣንስትዮ ዕዙዝ ከምዝኾነ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“ኣነ ሓላዊ ሓፍተይ ኢየ“ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ሃገር እናተኸበረ ዝፀንሐዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መድረኽ መደረ ዘስምዓ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን…

ኩለመዳይ ምዕባለ ሃገር ንምርግጋፅ ግደ መናእሰይ ዝዓዘዘ ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩለመዳይ ምዕባለ ሃገር ንምርግጋፅ ግደ መናእሰይ ዕዙዝ ከምዝኾነ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ተዛሪቦም። "መሰረታዊ ኣተሓሳስባታትን ሓሳባትን ፓርቲ ብልፅግና" ብዝብል ርእሲ ካብ 3 ክሳብ 11 መጋቢት 2015 ዓ.ም ንኣባላት…

ኣብ ኣማላዊ ብዘጋጠመ ከቢድ ኣውሎ ንፋስ ህይወት 447 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡባዊ ኣማላዊ ብዘጋጠመ ከቢድ ኣውሎ ንፋስ ህይወት 447 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ትማሊ ዕለት ብኣቆፃፅራ ሰዓት ማላዊ ከባቢ ሰዓት 7 ዘጋጠመ ከቢድ ኣውሎ ንፋስ (ሳይክሎን) ኣብ ልዕሊ ዜጋታት እታ ሃገር ልዑል ጉድኣት ኣብፂሑ፡፡ ኣብ…

መርሃ ግብሪ መጀመሪ ምንቅስቓስ እቶትን ምሃብ ኣፍልጦን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ እቶት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ "ግብሪ ንኽብሪ ሃገር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ምንቅስቓስ እቶትን ምሃብ ኣፍልጦን የካይድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ቀዳማይ ሚኒትርን ሚኒትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን፣…

ኣብ ማራቶን ሶል ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኮሪያ ዝተኻየደ መበል 77 ውድድር ማራቶን ሶል ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ኣብቲ ውድድር ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ዘሎ ደረጃ ብመሓዝ ነቲ ርሕቐት ዛዚሞም፡፡ ኣትሌት ኣምደወርቅ ዋለልኝ 2 ሰዓት 5…

ክሳብ ዝቕፅል ሰሉስ ዝፀንሕ ናፃ ኣገልግሎት ሕክምና ዓይኒ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ን30ሺሕ ዝኾኑ ኢትዮጵያውያን ክሳብ ዝቕፅል ሰሉስ ዝፀንሕ ናፃ ኣገልግሎት ሕክምና ዓይኒ ይወሃብ ኣሎ። መኽፈቲ ስነ-ስርዓት እቲ ናፃ ኣገልግሎት ሕክምና ዓይኒ ኣብ ሆስፒታል ኣለርት ዝተኻየደ እንትኸውን፥ እቲ ኣገልግሎት ኣብ ሓፈሻዊ ስፔሻላይዝድ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዶን ውላድን ሓዊሱ ኣርባዕተ ሰባት ብውሕጅ ተወሲዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትማሊ ብዝወቕዐ ዝናብ ኣዶን ውላድን ሓዊሱ ኣርባዕተ ሰባት ብውሕጅ ከምዝተወሰዱ ተገሊፁ። ትማሊ ምሸት ብዝወቕዐ ዝናብ ስዒቡ ምሸት ሰዓት 12:05 ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስስልክ ላፍቶ ወረዳ 11 ወሰን ሩባ ማንጎ ሰፈር ናብ ዝርከቡ…

ውስንነት ዕቤት ኣእምሮ ንዘለዎም ክፋላት ሕብረተሰብ ዕድል መሃብ ይግባእ -ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውስንነት ዕቤት ኣእምሮ ንዘለዎም ክፋላት ሕብረተሰብ ዕድል መሃብ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ዓለም ለኸ መዓልቲ ውስንነት ዕቤት ኣእምሮ (ዳውን ሲንድረም) “ስለና ምሳና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብኣሰናዳእነት ፋውንዴሽን ዲቦራ ኣብ…

ኩሉ ትውልዲ ኣብ ውሽጢ እቲ መፅሓፍ ንባዕሉ ክረክብ ኢዩ ዝብል እምነት ኣለኒ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰለስተ ቋንቋታት ዝተፅሓፈ መፅሓፍ 'የመደመር ትውልድ' ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤተ መንግስቲ ተመሪቑ። እቲ መፅሓፍ ብቋንቋ ኣምሓርኛ፣ ኣፋን ኦሮሞን እንግሊዘኛን ዝተሰናድአ ኢዩ። ኣብ ስነስርዓት ኢቲ ምረቓ ቀዳማይ…