ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጀርመን ስራሕቲ ብሄራዊ ኪሚሽን ተሃድሶ ንኽዕወቱ ሓገዝ ከምትገብር ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ብሄራዊ ኪሚሽን ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፍን ኡር ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ተሾመ÷ ኮሚሽን ተሃድሶ ዝተጣየሸሉ ዕላማ፣ ክሳብ ሕዚ ዝተሰርሑ ምዕራፋት ምድላውን ምስ መሓዙት ልምዓት ብሓባር ብዛዕባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ብ82 ሚሊየን ብር ስራሕቲ ዳግመ ህንፀት እናሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ምስ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ብምትሕብባር ጎንፂ ተላዒሉዎም ካብ ዝነበሩ ከባቢታት ዝተመዛበሉ ወገናት እግሪ ንምትካል 82 ሚሊየን ብር ሰሊዑ እናሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ። በዚ ድማ ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ኮንሶ፣ ፍሉያት…
ስፓርት ምድብ ድልድል ውድድር ርብዒ ፍፃም ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድብ ድልድል ውድድር ርብዒ ፍፃም ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ፦ ሪያል ማድሪድ ምስ ቼልሲ ኢንተር ሚላን ምስ ቤኔፊካ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ባየርን ሙኒክ ኤሲ ሚላን ምስ ናፖሊ ተደልዲለን። ኣብ ፀወታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ኮንሶ ብዝወቕዐ ከቢድ ዝናብ ህይወት13 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ኮንሶ ከባቢ ሰገን ወረዳ ገጨርን ቀበሌታት ገርጨን ኣይሎታን ብዝወቕዐ ንፋስ ዝተሓወሶ ከቢድ ዝናብ ህይወት13 ሰባት እንትሓልፍ ብዙሓት እንስሳት ብውሕጅ ተወሲደን። እቲ ዞባ ከምዝሓበሮ÷ ሓደጋ ውሕጅ ዘጋጠመ ኣብ ወረዳ ከባቢ ሰገን ሩባታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽንያት ድርቂን ጎንፂን ዝተጎድኡ ክፋላት ማሕበረሰብ ዝድግፍ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ኢንተግሬትድ ዴቨሎፕመንት ፈያ (ኤፍ ኣይ ዲ ኦ) ብምኽንያት ድርቂን ጎንፂን ዝተጎድኡ ክፋላት ማሕበረሰብ ዝድግፍ ፕሮጀክት ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቲ ትካል ንሓደ ዓመት ኣብ ክልላት ኦሮሚያ፣ ሶማሊያን ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ፤ ብድርቂ ሕፅረት ምግቢ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ፎረም ሚኒትራት ጉዳያት ዞባዊ ፍልሰት ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ራብዓይ ፎረም ሚኒትራት ጉዳያት ፍልሰት ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትራት ኣባል ሃገራት ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ማሓዙትን መዳርግቲን ኣካላት ከምኡ እውን ዕድመ ዝተገበረሎም ኣምባሳደራት ተረኺቦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ልዑል ብድሆታት ከምዘጋጠምዎ ተገሊፁ Desta Mar 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኻዊን ሃገራዊን ፀገማት ስዒቡ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ልዑል ብድሆታት ከምዘጋጠምዎ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ካብቲ ማሕልኻታት ንምውፃእ ዘኽእል መፍትሒ ንምምፃእ ዝዓለመ ዘተ መስ መዳርግቲ ኣካላት ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትማሊ ምሸት ኣብ ኮልፌ ድሕሪት ዕዳጋ እፎይታ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ 42 ሹቓት ንግዲ ዓኒዮም Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ሰዓ 2፡20 ኣብ ኣዲ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ከተማ ወረዳ 10 ከባቢ ድሕሪት ኮልፌ ዕዳጋ እፎይታ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ 42 ሹቓት ንግዲ ከምዝዓነዉ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋን ባርዕ ሓዊን ገሊፁ። እቲ ሓደጋ ንምቁፅፃር 15…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ Desta Mar 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼብኡ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ። እቲ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ፣ ውድባዊን ዞባዊን ዛዕባታት ብዕምቆት ብምልዛብ ውሳነታት ከተሓላልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ብተወሳኺ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብፂ ሓላፍነት ካብ ዝጎደሎ ዘረባን መፈራርሒታትን ንክትዕቀብ ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲባ Desta Mar 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ግዳበ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ግብፂ “ኩሎም ኣማራፅታት ክፍቲ ኢዮም” በምባል ንዝሃብዎ መግለፂ ሓላፍነት ዝጎደሎ ዘረባ ኢዩ ብምባል ነፂጉዎ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ግብፂ ግድብ…