ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንፕሮጀክት መኣዲ ንትውልዲ ዝግበር ደገፍ ይቕፅል ኣሎ Desta May 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ትካላት ንፕሮጀክት መኣዲ ንትውልዲ ዝግብርዎ ደገፍ ይቕፅል ኣሎ። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል 14 ዙር ፕሮጀክት መኣዲ ንትውልዲ ደገፍ ዝገበሩ ትካላት ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ፥ ኦቪድ ኮንስትራክሽን ሓላፊነቱ ዝተወሰነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈላማይ ጉባኤ መርሃ ግብሪ ዝተዋደደ መፅናዕቲ ቲቢ ደቡብን ምብራቕን ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Desta May 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈላማይ ጉባኤ መርሃ ግብሪ ዝተዋደደ መፅናዕቲ ቲቢ ደቡብን ምብራቕን ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኢንስቲትዩት ምርምር ኣርማወር ሓንሰን፣ ሚኒስቴር ጥዕናን ምስ ዓለም ለኸ ትሮፒካል ዲዚዝ ሪሰርች ትካል ጥዕና ብሓባር ብምዃን ዘዳለውዎ…
ቢዝነስ ብሄራዊ ባንኪ ንሳፋሪ ኮም ኣገልግሎት ፍቓድ ክፍሊት ገንዘብ ብሞባይል ሂቡ Desta May 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ንሳፋሪ ኮም ኣገልግሎት ክፍሊት ገንዘብ ብሞባይል ንክጅምር ዘኽእል ፍቓድ ሂቡ። ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምህረቱ፥ እቲ ባንኪ ኣገልግሎት ዲጅታል ፋይናንስ ምሃብ ዘኽእሎ ኣገልግሎት ክፍሊት ገንዘብ ብሞባይል ንሳፋሪ ኮም ከምዝሃበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዳይ ምስፍሓን ምብራኽን ፖለቲካዊ ስነ ምህዳር ትግራይ ንህዝቢ ትግራይ ዝተማለአ ነፃነት ዘረጋግፅ ኢዩ- ኣይተ ጌታቸው ረዳ Desta May 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖለቲካዊ ስነ ምህዳር ትግራይ ናይ ምስፍሓን ምብራኽን ጉዳይ ንህዝቢ ትግራይ ዝተማለአ ነፃነት ካብ ምርግጋግፅ ወፃእ ዘምፅኦ ኣሉታዊ ሳዕቤን የለን ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ዳግመ ህንፀት ትግራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima May 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ሎሚ መዓልቲ ተዛዚሙ። ኣብ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ እቲ ኤክስፖ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርነ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ዑደት ዝገበሩ እንትኾኑ፥ ዝሐሸ ኣፈፃፅማ ንዘለዎም ኣፍረይቲ ኢንድስትሪታት፣ ክልላትን ሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ኣብ ዓም ለኸ መድረኽ ፌዴሬሽናት ተሳቲፈን Gebremariam Weldegerima May 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያ ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ኣብ ዓመታዊ ኣኼባ ዓም ለኸ መድረኽ ፌዴሬሽናት ተሳቲፈን። ኣብ ስዊዘርላንድ ኦራው ኣብ ዝተኻየደ ዓለም ለኸ መድረኽ ፌዴሬሽናት ዝተሳተፋ እተን ኣምባሳደር÷ ኢትዮጵያ ኣብቲ ዓውዲ ዘለዋ ልምዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ ሚኒስትራት ትምህርቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ ሚኒስትራት ትምህርቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትር÷ ጎድና ጎኒ ኣብ ብሪታኒያ እናተኻየደ ዝርከብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ትምህርቲ ኢዮም ምስ ዝተፈላለያ ሃገራ መዘነኦም ተዛቲዮም፡፡ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዑደት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima May 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዑደት ኣካይዶም፡፡ ኣብቲ ዑደት ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበልን ሚኒስትር ዴኤታ ታረቀኝ ቡሉልታን ተረኺቦም። ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ዘሰናደኦን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘፈር ሕርሻ ብፋይናንስ ክሕገዝ ብምግባር ዝጸረሐቡ ዝበረታትዑ ውፅኢታ ክቕፅሉ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ – ኣይተ ኣህመድ ሽዴ Gebremariam Weldegerima May 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘፈር ሕርሻ ብፋይናንስ ክሕገዝ ብምግባር ዝጸረሐቡ ዝበረታትዑ ውፅኢታ ክቕፅሉ ንምግባር እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሽዴ ገሊፆም። ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሽዴን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ትካልን ኣብ ሙዚየም ሳይንስ ተረኺቦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዑደት ኣካይደን Gebremariam Weldegerima May 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዑደት ኣካይደን። ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ሎሚ ክዛዘም ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ 2015 ዓ.ም÷ ኣብ ሞንጎ ኣፍረይቲን ትካላት ኣቕረብቲ ፋይናንስን ዝነበረ…