Fana: At a Speed of Life!

ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ 100 ሺሕ ኣባይቲ ንምህናፅ  ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ 100 ሺሕ ኣባይቲ ንምህናፅ  ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ። እቲ ምምሕዳር ሕቶ ህዝቢ ምላሽ ንምሃብ ብመንግስቲን ብውልቀን ዝስርሑ ቀዳማይ ዙር ፕሮጀክት ህንፀት 100 ሺሕ ኣባይቲ ንምጅማር ስነስርዓት ክታም ሰነድ ስምምዕነት…

ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ናይ መጀመርታ ቆንስላ ቤት ፅሕፈት  ኣሜሪካ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ኣሜሪካን ግቢ ኣብ ዝርከብ ናይ መጀመርታ ቆንስላ ቤት ፅሕፈት ኣሜሪካ ዑደት ገይሮም። ኣብ ኣሜሪካን ግቢ ኣብ ዝርከብ ናይ መጀመርታ ቆንስላ ቤት ፅሕፈት ኣሜሪካ፥ ፊታውራሪ ሃብተጊዮርጊስ ዲነግዴ…

ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ልዕሊ 331 ሚሊየን ዶላር ሰብኣዊ ሓገዝ ምግባራ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ንኢትዮጵያ ልዕሊ 331 ሚሊየን ዶላር ሰብኣዊ ሓገዝ ዕላዊ ገይሮም። ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ከምዝሓሮ፥ እቲ ሓገዝ በቲ ሚኒስቴር ቤት…

ኣፍሪካ ብስወራ ግብሪ በቢዓመቱ ካብ 40 ክሳብ 60 ቢሊየን ዶላር ከምትስእን ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ብምኽንያት ስወራ ግብሪ በቢዓመቱ ካብ 40 ክሳብ 60 ቢሊየን ዶላር ከምትስእን ምክትል ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካን በዓልቲ ሞያ ቁጠባዊ ሃፍቲን ሃናን ሞርሲ ገሊፀን። ስሩዕ ኣኼባ ሚኒስትራት ፋይናንስ፣ ኢኮኖሚያዊ ልምዓትን…

ንኢትዮጵያ ስጋኣት ዝኾኑ ሕማማት ንምክልኻል ርብርብ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት የድሊ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ እዋናዊ ስጋኣት ዝኾኑ ሕማማት ንምክልኻል ርብርብ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ከምዘድሊ ተገሊፁ። ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ቤት ትምህርቲ ጥዕና ሕብረተሰብ መምህር መምህር ዶክተር ሚርጊሳ ካባ ከምዝገለፁዎ፥ ጥዕና ማሕበረሰብ ምስ እንስሳት፣…

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳናይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልተኣዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራትን ካልኦት ዲፕሎማሲያዊ ጉዳያትን ብዕምቆት ተመያይጦም፡፡ ዝፀንሐ ክልተኣዊ ርክብ…

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ንፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂን ፒንግ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሺ ጂን ፒንግ ንሳልሳይ ግዘ ፕሬዚዳንት ቻይና ብምዃንብምምራፆም ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ መልእኽቶም÷ “ሺ ጂን ፒንግ ዳግም ፕሬዚዳንት ቻይና ብምዃን ብምምራፆም…

ትካላት ውፅኢታዊነት ኢንቨስትመንት ኣብ ምድንፋዕ ትኹረት ብምግባር ንጭቡጥ ምዕባለ ክሰርሓ ይግባእ – ኣይተ ኣህመድ ሺዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትልሚ ልምዓትን ኢንቨስትመንትን ማእኸላይ ዘበን (2016-2018) ምስ በጀት 5ይ ዙር ፕሮግራም ኣጠዓዒምካ ምኻድ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ቅድሚ ሰለስተ ዓመታት ኣብ ዝተሰናደአን ኣብ ምትግባር ዝርከብን ትልሚ…

ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓደሽቲ ሽመታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓደሽቲ ሽመታት ኣፅዲቑ። እቶም ሽመታት ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 3ይ ስሩዕ ጉባኤ እናተኻየደ ኣብ ዝርከበሉ እዋን ኢዩ፡፡ ብመሰረት እዚ፡- ዶክተር ጀማሉ…

ቦርድ መረፃ ኣብ ልዕሊ ዝተወሰኑ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝተፈፀመ ሓፈሻዊ ጉባኤ ከይገብሩ ምኽልካልን ምእሳርን ብገበን ከምዘቕፅዕ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብዚ ቅንያት ኣካላት ፀፅታ ኣብ ልዕሊ ዝተወሰኑ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝፈፀሙዎ ሓፈሻዊ ጉባኤ ከይገብሩ ምኽልካልን ምእሳርን ብገበን ከምዘቕፅዕ ኣፍሊጡ። እቲ ቦርድ ኣብ ልዕሊ ፓርቲታት እናትን ባልደራስ ሓፈሻዊ ጉባኤ…