ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣባላት ስሩዕን ኣድማ ብተናን ፖሊስ ኣመሪቑ Desta May 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ መበል 27 ዙር ኣባላት ስሩዕን ኣድማ ብተናን ፖሊስ ኣመሪቑ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ፣ ምክትል ኮሚሽነር ጄኔራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል መላኩ ፋንታን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ፈላመይቲ በዓል ዋና ግዙፍ ኢኮኖሚ ምግባር ንኽእል ኢና- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ Desta May 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ፈላመይቲ በዓል ዋና ግዙፍ ኢኮኖሚ ምግባር ንኽእል ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ዝማዕበለትን ንኹሉ እትጥዕምን ሃገር ንምግባር ኢንዱስትሪታት ብምዕባይ፣ ዓቕምታ ብምህናፅ ኢሉውን ምህዞ ማእኸል ብምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ክገብሩ ኣብ ዝኽእሉሎም ጉዳያት ዝጠመተ ልዝበ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima May 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ጀርመን ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ብምእታው ከፍስሱ ኣብ ዝኽእሉሎም ጉዳያት ዝጠመተ ልዝበ ተገይሩ። ብምክትል ሚኒስትር ኢኮኖሚን ሓለዋ ንብረት ኣየርን ጀርመን ዩዶ ፊሊፕ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ምንቅስቓስ ስራሕ ፓርክ ኢንዱስትሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓፉ 9 ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ሺሕ ሓደሽቲ ፕሮጀክታት መስኖ ተዛዚሞም Gebremariam Weldegerima May 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ 1 ሺሕን 80 ሓደሽቲ ፕሮጀክታት መስኖ ህንፀቶም ከምዝተዛዘመ ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣፍሊጡ። መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ትሽዓተ ኣዋርሕ እቲ ዓውዲ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስትር መስኖን ቆላማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ካልኣይ ምዕራፍ ሆቴል ስካይ ላይት መሪቖም Gebremariam Weldegerima May 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ካልኣይ ምዕራፍ ሆቴል ስካይ ላይት መሪቖም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ÷ “ካልኣይ ምዕራፍ ሆቴል ስካይ ላይት ምኽፋቱ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ ተጓዓዝቲ እኹል ኣገልግሎት ክትህብ ትኽእል ወሳኒት ኣህጉራዊ መናሃርያ ጉዕዞ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ገምጋም ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ በቲ ምምሕዳር ከተማ ዝተሰርሑ ቀንዲ ቀንዲ ተግባራት ኣብ ኣፈፃፅመኦም ምኽክር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ኣብ ውሽጢ ፈተናታት ኮይና ዘሳለጠቶም ሮጀክታት ብግቡእ ተሰኒዶም ንዝቕፅሉ ፕሮጀክታት መምሀርቲ ክኾኑ ይግባእ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima May 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)''ካብ መጋቢት ክሳብ መጋቢት'' ኣብ ዝተብሃሉ ካብ 2010-2013 ዝተሰርሑ ሃገራዊ ከይዲታት ኣብ ዝድህስሱ ሰለስተ ተኸታተልቲ መፃሕፍቲ ዝጠመተ ልዝብ ተኻይዱ። ራብዓይ መዓልቲ ኣብ ዝሓዘ ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት “ቃል፤ ተግባር፤ ወለዶ”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች መበል 82 መዓልቲ ዝኽሪ ዓወት ሓርበኛታት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን Gebremariam Weldegerima May 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ መበል 82 መዓልቲ ዝኽሪ ዓወት ሓርበኛታት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን። እተን ከንቲባ ኣብ መልእኽተን÷ ናይ ሕዚ ወለዶ ወናኒ ናፅነታ ዝተኸበረ ሉኣላዊት ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍሉጥ ተፃዋቲ መሳርሒ ሙዚቃ ክላርኔት ዳዊት ፍሬው ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ Gebremariam Weldegerima May 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉጥ ተፃዋቲ መሳርሒ ሙዚቃ ክላርኔት ዳዊት ፍሬው ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ። ኣብ ቀረባ እዋን ንስራሕ ናብ ሃገረ ጣሊያን ዝተጓዓዘ ተፃዋታይ መሳርሒ ሙዚቃ ክላርኔት ዳዊት ፍሬው÷ ኣብ ዝደቀሰሉ ክፍሊ ህይወቱ ሓሊፉ ከምዝተረኸበ ካብ ቀረባ ፈተውቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዘለዋ ልምዲ ንሃገራት ኣፍሪካ ክተካፍል ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima May 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዘለዋ ልምዲን ሓይሊ ሰብን ንሃገራት ኣፍሪካ ክተካፍል ሲዲሲ ኣፍሪካ ሓቲቱ። ሚኒስትር ጥዕና ሊያ ታደሰ (ዶ/ር) ሓዱሽ ምስ ዝጸሶሙ ዋና ዳይሬክተር ሲዲሲ ኣፍሪካ ዢን ካሴያን (ዶ/ር) ተዛቲየን። ዋና ዳይሬክተር ሲዲሲ…