ቢዝነስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ልምዲ ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ንጃፓን ኣቕሪባ Desta Mar 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ዘተኣናገደቶ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ዘለዋ ልምዲ ኣብ ቀፃሊ ንእተዳሉ ጃፓን ኣካፊላ። ኣብ ኦስትሪያ ቬና መድረኽ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ላዕለዎት መራሕቲን ኮሚቴ ኣማኻሪን ይሳለጥ ከምዘሎ ካብ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውሕመ ኣብ ምርግጋፅ ሰላምን ድሕንነትን እቲ ምስ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ቁርፀኛ ኢዩ – ሃና ቴቴህ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣብ ምርግጋፅ ሰላምን ድሕንነትን እቲ ምስ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ቁርፀኛ ከምዝኾነ ፍልይቲ ልእኽቲ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሃና ቴቴህ ገሊፀን። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንመሰረተ ልምዓት ኣብ ዝተኹዓተ ጉድጓድ ዝዓቖረ ማይ እናሓመሰ ዝነበረ መንእሰይ ህይወቱ ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንመሰረተ ልምዓት ኣብ ዝተኹዓተ ጉድጓድ ዝዓቖረ ማይ እናሓመሰ ዝነበረ መንእሰይ ህይወቱ ከምዝሓለፈ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋን ባርዕ ሓዊን ኣፍሊጡ። በዓል ሞያ ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ንጋቱ ማሞ ንፋና ብሮድካስቲንግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ክገብሩ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ከምዝገብሩ ተገሊፁ። ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ጀሚሮም ኣብ ኢትዮጵያን ኒጀርን ዑደት ስራሕ ከምዝገብሩ ተሓቢሩ። እቶም ሚኒስትር ዝቕፅል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሺ ጂንፒንግ ፕሬዚዳንት ቻይና ብምዃን ዳግም ተመሪፆም ተመረጡ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሺ ጂንፒንግ ፕሬዚዳንት ህዝባዊ ሪፐብሊክ ቻይና ብምዃን ዳግም ተመሪፆም። ፕሬዚዳንት ሺ፥ እታ ሃገር ካብ ምምራሕ ብተወሳኺ ኣቦ መንበር ማእኸላይ ወታደራዊ ኮሚሽን ብምዃን ከምዝሰርሑ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝርከብ ኤምባ ቻይና ዝረኸብናዮ ሓሬታ የረድእ፡፡…
ስፓርት ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ን23 ተፃወትቲ ፃውዒት ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ውበቱ ኣባተ ምስ ጊኒ ንዝገብሩዎ ፀወታ መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ ን23 ተፃወትቲ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ብመሰረት እዚ ሓለውቲ ልዳት፥ ፋሲል ገብረ ሚካኤል ካብ ጋንታ ባህርዳር ከነማ፣ ሰዒድ ሃብታሙ ካብ ጋንታ ኣዳማ ከነማን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሊግ ዓረብ ሊግ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቱ ዘውፀኦ መግለፂ ኢትዮጵያ ከምዘይትቕበል ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊግ ዓረብ ሊግ ህንፀትም ምልኢት ማይን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ትማሊ ዘውፀኦ መግለፂ ቅዋም ኢትዮጵያ ከምዘይትቕበል ገሊፃ። እቲ ሊግ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ቅዋም ንግብፂ ዝወገነ መግለፂ ምዃኑ ዝፍለጥ እንትኸውን፥ እቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሲንጋፖር ዳግም ቀጥታ በረራ ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ-19 ናብ ሲንጋፖር ኣቋሪፁዎ ዝነበረ ቀጥታ በረራ ዳግም ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። በርኡ 16 መጋቢት 2015 ዓ.ም ከምዝጅመርን ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ ግዘ ኣገልግሎት ከምዝህብን ተገሊፁ። #Ethiopia…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እስራኤል ናይ መገደኛታት ኣውሮፕላን ናብ ፅዕነት ኣገልግሎት ኣብ ዝግበር ስራሕቲ ምቕያር ከምትድግፍ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናይ መገደኛታት ኣውሮፕላን ናብ ፅዕነት ኣገልግሎት ዝገብሮ ስራሕቲ ምቕያር ከምትድግፍ ኣፍሊጣ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ አየር ኣይተ መስፍን ጣሰው፥ ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ኣለልኝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሱልጣን ኣሕመድ ኣሊሚራሕ ካብ ኣሜሪካ ናብ ሃገሮም ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱልጣን ኣሕመድ ኣሊሚራሕ ካብ ኣሜሪካ ናብ ኢትዮጵያ ሃገሮም ኣቲዮም። ሱልጣን ኣሕመድ ኣሊሚራሕ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ላዕለዎት ሓፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን…