ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዩ ኤስ ኤድ ዘቲዮም Desta Mar 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (ዩ ኤስ ኤድ) ዘቲዮም። እቶም ሚኒስትር፥ ግብርና ንምዝማን ዓሊሙ ሰትራቴጂክ ትልሚ 10 ዓመት ብምቕራፅ ተግባራዊ ምግባር ምጅማሩ ተዛሪቦም። ብመሰረት እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኣፈፃፅማ መደባት 6 ኣዋርሕ እቲ ውድብ ይዛተዩ ኣለዉ Desta Mar 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኣፈፃፅማ መደባት 6 ኣዋርሕ እቲ ውድብ ይዛተዩ ኣለዉ። ምክትል ፕሬዚዳንትን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈትን እቲ ውድብ ኣደም ፋራህ፥ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ፈላማይ ጉባኤኡ ዘመሓላለፎም ውሳነታትን ብመረፃ ነህዝቢ ዝኣተዎ…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሽልማት ዝበለፀ ወሃቢ ኣገልግሎት ፅዕነት እዚ ዓመት ንምርካብ ሕፁይ ኮይኑ ቀሪቡ Desta Mar 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሽልማት ዝበለፀ ወሃቢ ኣገልግሎት ፅዕነት ኣፍሪካ ዓመተ 2023 ንምርካብ ሕፁይ ኮይኑ ቀሪቡ። ኣብ ፍፃመ ውድድር ሕፁያት ዝበፅሐ እቲ መገዲ ኣየር እቲ ሽልማት ነምዕዋት ዘኽእሎ ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ ምጅማሩ ካብቲ መገዲ ኣየር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ንሓበራዊ ረብሓ ምስ ኢትዮጵያ ብቐረባ ንምስራሕ ድልውቲ ኢያ-ዋና ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ ኣብ ቻይና Desta Mar 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ንሓበራዊ ረብሓ ምስ ኢትዮጵያ ብቐረባ ንምስራሕ ድልውቲ ኢያ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ ኣብ ቻይና ው ፔንግ ተዛሪቦም። በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ደብዳቤ ሹመቶም ናብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወራሲ ዓራት ሱልጣን ኣሕመድ ዓሊሚራህ ሹመት ተቐቢሎም Desta Mar 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወራሲ ዓራት ሱልጣን ኣሕመድ ዓሊሚራህ ሹመት ተቐቢሎም ነበር መራሒ ሱልጣኔት ዓፋር ሱልጣን ሃንፍሬ አሊሚራህ ቅድሚ ውሱናት ዓመታት ህይወቶም ምሕላፉ ስዒቡ ኢዩ እቶም ሓዎም ስልጣን ተረኪቦም። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ኣስሓይታ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ደቡብ ሱዳን ኣምሪሖም Desta Mar 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ደቡብ ሱዳን ሎሚ መዓልቲ ኣምሪሖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ጁባ አነትበፅሑ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሳልቫ ኪር ማያርዲት ኣቀባብላ ክምዝገበሩሎም ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስልጠና ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ሓድነት መናእሰይ ዘተኣሳስር ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስልጠና ማእኸላይ ኮሚቴ ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ሓድነት መናእሰይ ዘተኣሳስር ሃገራዊ ሓድነት ዘደንፍዕን ከምዝኾነ ተገሊፁ። ካብ 3 ክሳብ 11 መጋቢት 2015 ዓ.ም "ብዓቕሚ መናእሰይ ኩለመዳይ ምዕባለ ኢትዮጵያ ይረጋገፅ” ብዝብል መሪሕ ቃል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልማታዊ ሴፍቲኔት ደገፍ ልዕሊ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ተገይሩ-ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን Desta Mar 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልማታዊ ሴፍቲኔት ብተፈጥሮን ሰብ ስራሕን ፀገማት ንዘጋጠሞም ወገናት ደገፍ ልዕሊ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ኣይተ ፋንታ ደጀን፥ እቶም ወገናት ብኮቪድ 19ን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 4ይ ጉባኤ ዞባዊ ፍልሰት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ራብዓይ ጉባኤ ዞባዊ ፍልሰት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ጉባኤ ሚኒስትር ዲኤታ ስራሕን ክእለትን ኣሰግድ ጌታቸው÷ ኢትዮጵያ ንዜጋታት ኣብ ውሽጢ ሃገር ዕድል ስራሕ ብምፍጣር ስደት ንምክልኻል እናሳለጠቶም ዝርከቡ ትባራት ኣመልኪም…
ቴክኖሎጂ ዓለም ለኸ ኤጄንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ ዓመታዊ ጉባኤኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኤጄንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ ዓመታዊ ጉባኤኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ÷ ዓለም ለኸ ኤጄንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ ንኣባል ሃገራት ኣፍሪካ ዝገብሮ ሓገዝ ክግምገም ኢዩ። ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንተኸታተልቲ ሓሙሽተ መዓልቲታት ዝፅንሕ ጉባኤ…