ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ኢኮ ቱሪዝም እምባ ጮቄ ተዓዋቲ ውድድር ዘደንቑ መንደራት ቱሪዝም ዓለም ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Mar 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከልል ኣምሓራ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ዝርከብ ልምዓት ኢኮ ቱሪዝም እምባ ጮቄ ተዓዋቲ ውድድር ዘደንቑ መንደራት ቱሪዝም ዓለም ኮይኑ። ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ቱሪዝም ዓለም÷ ንልምዓት ኢኮ ቱሪዝም እምባ ጮቄ ተዓዋቲ ብምግባር መሪፁዎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምርምራት ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ንዕቤት ኢኮኖሚ ኣስተዋፅኦ ንኸበርክቱ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣብ ሃገራዊ ልምዓትን ኢኮኖሚያዊ ምዕባለን ናይ ባዕሊ ኣስተዋፅኦ ንምብርካት ዘኽእሉ ምቹው ሃዋህው ንምፍጣር ተሊሙ እናሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ቅድሚት ትኹረት ዝግበረሎም ዓውዲታት ኢኮኖሚ ንምሕጋዝን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 6ይ ዙር ብሄራዊ ስልጠና ወለንታውያን መናእሰይ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ሻድሻይ ዙር ብሄራዊ ስልጠና ወለንታውያን መናእሰይ ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታ ሎሚ መዓልቲ ኣጀሚሩ። እቲ መርሃ ግብሪ÷ “ወለንታውነት ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዩኒቨርሲቲታ ባህር ዳር፣ ጅማ፣ ዋቸሞን ወላይታ ሶዶን ኢዩ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሰሜን ኮሪያ ወታደራታ ንቕሉዕ ኲናት ክዳለዉ ፃውዒት ኣቕሪባ Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሒ ሰሜን ኮሪያ ኪም ጆንግ ኡን ምስ ኣሜሪካን ደቡብ ኮሪያን ንዝግበር ንቕሉዕ ኲናት ወታደሮም ኣድላዪ ምድላው ንኽገብሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኪም ጆንግ ኡን ፃውዒት ዘቕረቡ÷ ኣሜሪካን ደቡብ ኮሪያን ኣብ ልሳነ ምድሪ ዝገብረኦ ወታደራዊ ልምምድ…
ቢዝነስ ብማሕበር ኢንተርፕርነርስ ሸገር ልዕሊ 397 ሚሊየን ብር ሃፍብት ምፍራይ ከምዝተኸኣለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብማሕበር ኢንተርፕርነርስ ሸገር ልዕሊ 397 ሚሊየን ብር ሃፍብት ምፍራይ ከምዝተኸኣለ ተገሊፁ። እቲ ማሕበር÷ ሳልሳይ ዓመታዊ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ዕድመ ዝተገበረሎም ሓለፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሶማሌ ብዘጋጠመ ድርቂ ልዕሊ 3 ነጥሊ 2 ሚሊየን ዜታት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ከምዘድልዮም ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ሶማሌ ብዘጋጠመ ድርቂ ልዕሊ 3 ነጥሊ 2 ሚሊየን ዜታት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ከምዘድልዮም ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ደበበ ዘውዴ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብ ክልል ሶማሌ ካብ ዝርከባ 11…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብዚ ዓመት ብልምዓት መስኖ ስርናይ ሓጋይ ልዕሊ 52 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ክርከብ እዩ – ሚኒስቴር ሕርሻ Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ዓመት ብልምዓት መስኖ ስርናይ ሓጋይ ልዕሊ 52 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ይርከብ እዩ ተባሂሉ ትፅቢት ከምዝግበር ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ፡፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሚኒስቴር ሕርሻ፣ ሓለፍቲ ቢሮ ሕርሻ ክልልን መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ ክልል ኦሮምያ ዞባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈረንሳይ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ሕውነት ንምጥንኻር ዘኽእል ስራሕቲ ትሰርሕ ከምዘላ ኣፍሊጣ Desta Mar 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ሕውነት ንምጥንኻር ዘኽእል ስራሕቲ ትሰረሕ ከምዘላ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ሬሚ ማሬሾ ገሊፆም። ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ንክዓስል፥ ፈረንሳይ ኣብ ትግበራ ስምምዕ ሰላም ከምዝሓገዘት ተዛሪቦም። እዚ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መመሓየሺ ረቂቕ ኣዋጅ ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘተ ይግበር ኣሎ Desta Mar 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ንግዲ ምቹውን ቅልጡፍን ንምግባር ኣብ መመሓየሺ ረቂቕ ኣዋጅ ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘተ ይግበር ኣሎ። መጣየሺ ኣዋጅ ኣብያተ ምኽሪ ማሕበራት ዘፈር ንግዲ ቁፅሪ 341/1995 ዝግበር ምምሕያሽ ብዝምልከት ኣብቲ ረቂቕ ኣዋጅ ምስ ተዋሳእቲ እቲ ዓውዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዜጋታት በቢከተምኡ ኣብ ዝግበሩ መድረኻት ልዝብ ንቑሕ ተሳትፎ ንክህልዎም ፃውዒት ቀሪቡ Desta Mar 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን ለገሰ ቱሉ፥ ዜጋታት በቢከተምኡ ኣብ ዝግበሩ መድረኻት ልዝብ ንቑሕ ተሳትፎ ንክህልዎም ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኩለ መዳይ ከይዲ ሽግግር ፍትሒ ዕዉት ንክኸውን፥ ኣሳታፊ፣ ተጎዳእቲ ማእኸል ዝገበረ፣ ዓለም ለኸ ልምዲታትን…