ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 195 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Desta Mar 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሚሽን ጉምሩኽ ካብ 17 ክሳብ 23 ለካቲት 2015 ዓ.ም ልዕሊ 195 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከመዝተትሓዙ ኣፍሊጡ። እቶም ናውቲታት ኣብ ዝተፈላለዩ ቅርንጫፋት ኣብያተ ፅሕፈት ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ። ካብ መንጎ እቶም…
ቢዝነስ ልዕሊ 20 ስብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓድን ወፃኢን ኢንተርፕራይዝ ሽኮር ንምዕዳግ ድልየት ኣርእዮም Desta Mar 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 20 ሰብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓድን ወፃኢን መንግስቲ ኢትዮጵያ 8 ኢንተርፕራይዛት ሽኮር ናብ ውልቀ ዓውዲ ንምዝውዋር ብመሰረት ዘውፅኦ ጨረታ ድልየቶም ኣርእዮም። መንግስቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ ፋብሪካታት ኦሞ ኩራዝ 1፣ ኦሞ ኩራዝ 2፣ ኦሞ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ምምሕያሽ እንተርኣየ እውን ምስ ዘሎ ድልየት እንትነፃፀር ኣይመጣጠንን-ነበርቲ ክልል ትግራይ Desta Mar 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ምምሕያሽ እንተርኣየ እውን ምስ ዘሎ ድልየት እንትነፃፀር ኣይመጣጠንን ክብሉ ነበርቲ ክልል ትግራይ ተዛሪቦም። ኣብ ሰሜናዊ ኢትዮጵያ ዝነበረ ጎንፂ ስዒቡ ካብ ኣፍራይነት ናብ ተሓገዝቲ ምቕያሮም ዝተዛረቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካል ጥዕና ዓለም ኣብ ክልል ትግራይ 70 ሜትሪክ ቶን እታዎት ሕክምናን መድሓኒትን ደገፍ ገይሩ Desta Mar 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ጥዕና ዓለም ኣብ ክልል ትግራይ 70 ሜትሪክ ቶን እታዎት ሕክምናን መድሓኒትን ደገፍ ከምዝገበረ ጨንፈር ሽረ እቲ ትካል ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ደገፍ ብምክንያት እቲ ኵናት ዝዓነዋ ትካላት ጥዕና መሊስካ ንምህናፅን ፀገማት እታዎት ምቕራፍን ዝዓለመ እዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳ ስላሰ ዝተጀመረ ምንቅስቓስ ንግድን ተሽከርካሪን ምንቅቓሕ ይፈጥር ኣሎ ተባሂሉ Desta Mar 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሽረ እንዳ ስላሰ ዝተጀመረ ምንቅስቓስ ንግድን ተሽከርካሪን ምንቅቓሕ ይፈጥር ኣሎ ክብሉ ነበርቲ እታ ከተማ ሓቢሮም። ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ዝነበረ ኲናት ስዒቡ ተቛሪፁ ዝነበረ ኣገልግሎት መጓዓዚያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እቲ ክልል ተጀሚሩ…
ቴክኖሎጂ ቻይና “ኣዚዮም ኣድለይቲ” ኣብ ዝኾኑ ፈጠራታት ቴክኖሎጅ ብቕድሚት እናመርሐት ምዃና ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ኣብ ዘፈር ድሕንነት እንዓምበቡ ብዝመፅኡን “ኣዚዮም ኣድለይቲ” ኣብ ዝኾኑ ፈጠራታት ቴክኖሎጂን ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ብምዃን እናመርሐት ከምትርከብ ተገሊፁ። ኢኒስቲትዩት ስትራቴጂያዊ ፖሊሲ ኣውስትራሊያ ዕላዊ ኣብ ዝገበሮ መፅናዕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕድጊት ነዳዲ ሙሉእ ብሙሉእ ብኤሌክትሮኒክስ ስርዓት ክፍሊት ምፍፃም ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕድጊት ነዳዲ ሙሉእ ብሙሉእ ብኤሌክትሮኒክስ ስርዓት ክፍሊት ምፍፃም ኣብ ቀረባ እዋን ከምዝጅመር ተገሊፁ። ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ሚኒስቴር ንግድዲን ዞባዊ ምትእስሳርን እቲ ስርዓት ክፍሊት ዝጅመረሉ ሓፈሻዊ ከይዲ ኣመልኪቶም ብሓባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃፍቲ መዓድን ብግቡእ ኣብ ረብሓ ንምውዓል ቅድሚት ተዋሂቡዎ እናተሰርሐ ይርከብ – ኢ/ር ሃብታሙ ተገኝ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃፍቲ መዓድን ብግቡእ ኣብ ረብሓ ንምውዓል ቅድሚት ተዋሂቡዎ እናተሰርሐ ከምዝርከብ ሚኒስትር መዓድን ኢንጂነር ሃብታሙ ተገኝ ገሊፆም። ኢንጂር ሃብታሙ፣ ሚኒስትር ዴኤታ መዓድን ሚሊዮን ማቴዎስን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኡሞድ ኡጁሉን ኣብ ወረዳ…
ቢዝነስ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ሳፋሪኮም ኢትዮጵያን ብሓባር ንምስራሕ ስምምዕነት ከቲሞም Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ዲጂታል ኣሰራርሓታት ንምስፋሕን ንምጥንኻርን ዘኽእሎ ሰነድ ስምምዕነት ምስ ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ከምዝተፈራረመ ገሊፁ። እቲ ምምዕነት፥ ፕሬዚዳንት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣቤ ሳኖን ዋና መካየዲ ስራሕ ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ኣንዋር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ካዛኪስታንን ሰርቢያን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ካዛኪስታንን ሰርቢያን ተዛቲዮም።…