Fana: At a Speed of Life!

መኽፈቲ ስነ ስርዓት ሃገራዊ ጎስጓስ ተገዛእነት ሕጊ ታክስን ጉምሩኽን  ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መኽፈቲ ስነ ስርዓት ሃገራዊ ጎስጓስ ተገዛእነት ሕጊ ታክስን ጉምሩኽን  ኣብ ኣዳራሽ ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መርሃ ግብሪ፥ “ግብሪ ንክብሪ ሃገር” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። እቲ መድረኽ፥ ከፋሊ ግብሪ ግብሩ ብኣግባቡ…

ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ኣብ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን ደገፍ 40 ሚሊየን ብር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ኣብ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን ደገፍ 40 ሚሊየን ብር ገይሩ። ኣቦ መንበር  ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ሼይኽ መሓመድ ሁሴን ዓሊ ኣል-ኣሙዲን ኣብ ቦሮና ብዘጋጠመ ደርቂ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።…

በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 127 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይኽበር ኣሎ። ኣብ ከልል ጋምቤላ ኣብ ዝተኸበረ በዓል ዝተረኸቡ ተወካሊ ሓላፊ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል ቸንኮት ቾት፥ ዓወት ዓድዋ ኢትጵያውያን ወራሪ ሰራዊት ጣሊያን ዝሰዓርሉ ክፍቲት ዋጋ…

ኣብ ዞባ ቦረና ዘጋጠመ ፀገም ሕፅረት ማይ ንምፍታሕ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ ኣብ ዞባ ቦረና ዘጋጠመ ፀገም ሕፅረት ማይ ንምፍታሕ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ኣፍሊጦም፡፡ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣብ ዞባ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ዝገበረ እንትኸውን፥ እቲ…

ዓወት ዓድዋ ዋና መሰረት ምንቅስቓስ ፓን ኣፍሪካኒዝም ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ዓወት ዓድዋ ዋና መሰረት ምንቅስቓስ ፓን ኣፍሪካኒዝም ኢዩ” ክብላ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኣደባባይ መስቀል እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኣከባብራ በዓል ዓወት ዓድዋ ተረኺበን ኣብ ዝገበረኦ…

ዓድዋ ተምሳሌት ናፅነት ፀለምቲ ህዝቢታት፤ ማሕተም ሉኣላዊነና ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2025፣ (ኤፍ ቢ ሲ)”ዓድዋ ተምሳሌት ናፅነት ፀለምቲ ህዝቢታት፤ ማሕተም ሉኣላዊነና ኢዩ” ክብል ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ፡፡ እቲ ኣገልግሎት መበል 127 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ አመልቱ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ኣብ…

በዓል ዓወት ዓድዋ ኩልና ንኾርዐሉ ሓበራዊ ዓወት ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት ፣ 2025፣ (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዓወት ዓድዋ ኩልና ንኾርዐሉ ሓበራዊ ዓወት ኢዩ ክብሉ  ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ተዛሪቦም፡፡ መበል 127 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ኣደባይ መስቀል እናተኸበረ እንትኸውን፥ ኣብቲ ስነ-ነስርዓት…

ታሪኽ ዓወት ዓድዋ ንህብረ-ብሄራዊ ሓድነትን ምትእስሳርን ክንጥቀመሉ ይግባእ – ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2025፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ታሪኽ ዓወት ዓድዋ ንህንፀት ኩርዓት ሃገር፣ ህብረ-ብሄራዊ ሓድነትን ምትእስሳርን ክንጥቀመሉ ይግባእ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ ገሊፆም። መበል 127 ዓመት በዓል ዓድዋ ኣብ ኣደባባይ መስቀል እናተኸበረ እንትኸውን፥ ኣብቲ…

መበል 127 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ድልድል ዓድዋ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 127 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ድልድል ዓድዋ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ጀጋኑ ኣቦታት ንኲናት ዓድዋ ምድላው ብምግባርን ቃል ኪዳን ሰዓራይነት ብምእታው ዝተሳገሩሉ ንምዝካር ምርኢት ምቁራፅ ድልድል ተኻይዱ። እቲ ምርኢት ሓደ…

ኤምባሲታት ዝተፈላለያ ሃገራት መበል 127 በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መቐመጢኦም ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ኤምባሲታት ዝተፈላለያ ሃገራት መበል 127 በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩዋን ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ዓድዋ ዓወት…