Fana: At a Speed of Life!

ሃገር ለኸ ውድድርን ፌስቲቫልን ባህላዊ ስፖርት ኣብ ሚዛን ኣማን ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 20 ሃገር ለኸ ውድድርን ፌስቲቫልን ባህላዊ ስፖርት “ባህላዊ ስፖርት ንሓድነትናን ሰላምናን” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ከተማ ሚዛን ኣማን ተጀሚሩ። ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣብ…

ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሙፈሪሃት ካሚልን ኣብ ከተማ ኣዳማ ተረኺቦም ልምዓት ኢንዱስትሪ ጎጆ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚልን ኣብ ከተማ ኣዳማ ብምርካብ ኣብ ልምዓት ኢንዱስትሪ ጎጆ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ዑደት፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን…

ምሕዝነትን ኢንቨስትመንታትን ኣብ ምምዕባል ንዝርከባ ሃገራት ኣድለይቲ ኢዮም – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሕዝነትን ኢንቨስትመንታትን ኣብ ምምዕባል ንዝርከባ ሃገራት ኣድለይቲ ከምዝኾኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ ÷ “ዕዳ ኣብ ልዕሊ ሃገራት ዘብፀሖ ከቢድ…

ኣብ ማራቶን ቶኪዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማራቶን ቶኪዮ 2023 ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ዓወት ቀኒዑዎም። ኣብ ማራቶን ደቂ ተባዕትዮ፥ ኣትሌት ዴሶ ገልሚሳ 2 ሰዓት 5 ደቒቕን 22 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ተዓዊቱ፡፡ ኣትሌት መሓመድ ኢሳ 2ይ፤ ኣትሌት ፀጋዬ…

ኢትዮጵያን ጅቡትን ኣብ ዓውዲ መጓዓዝያን ሎጂስቲክስ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ጅቡቲ ዑደት ስራሕ የሳልጥ ኣሎ፡፡ ዶክተር ኣለሙ ስሜ ኣብ ጅቡቲ ፃንሒቶም ምስ ሚኒስትር መሰረተ ልምዓት እታ ሃገር ሃሰን ኢብራሂም ተዛትዮም፡፡ ዶክተር ኣለሙ ስሜ÷…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ህንፀት ዘይተዛዘሙ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ክሳብ ወርሒ ሰነ ንኽዛዘሙ ኣተሓሳሲበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ህንፀት ዘይተዛዘሙ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ክሳብ ወርሒ ሰነ ንኽዛዘሙ ኣተሓሳሲበን፡፡ ህንፀት ሓበራዊ ኣባይቲ ኣብ ዝተትሓዘሎም ግዘ ዘይምዝዛም ክፍተት ምህላዉ ከምዝተገምገመ እተን ከንቲባ…

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ሃገራት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝገበሩዎ ዘተ፥ ጎድና ጎኒ ኣብ ኳታር እናኸየደ ዝርከብ ኣብ ትሑት ብርኪ ዕብየት ዝርከባ ሃገራት ጠሚቱ ዝካየድ ዘሎ ጉባኤ ኣብ ምዕባይ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ናይ ውሕመ ጉባኤ ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ንምስታፍ ናብ ኳታር ዶሃ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ናይ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ ) ጉባኤ ዓበይቲ ሃገራት ንምስታፍ ናብ ኳታር ዶሃ ኣምሪሖም። እቲ ጉባኤ ኣብ ትሑት ብርኪ ዕብየት ዝርከባ ሃገራት ጠሚቱ ዝካየድ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ጉባኤ ዋና…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሰብ ሃፍቲ ኣዘርባጃን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሰብ ሃፍቲ ኣዘርባጃን ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ጠመተ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ምቹው ኣማራፅታት…

ትካላት ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን ፌዴራልን ክልላትን ኣፈፃፅማ ትልሚ 6 ኣዋርሕ ይግምግሙ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ዝተዳለወ ኣፈፃፅማ ፈላማይ መንፈቕ በጀት ዓመት ትካላት ሚድያን ኮሚኒኬሽንን ፌድራልን ክልልን ይካየድ ኣሎ። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ኣብ ዕብየትን…