ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ካዛኪስታንን ሰርቢያን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ካዛኪስታንን ሰርቢያን ተዛቲዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ብሄራዊ ኮሚቴ ማክሮ ኢኮኖሚ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ብሄራዊ ኮሚቴ ማክሮ ኢኮኖሚ ይዛተዩ ኣለው። እቲ ዘተ ሓፈሻዊ ኩነታትን ምንቅስቓስን ኢኮኖሚ ሀገር ንምግምጋም ዝዓለመ ከምዝኾነ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝዓሰለ ኣንፃራዊ ሰለም ናብ ስሩዕ ስራሕና ክንምለስ ገይሩና – ሓረስቶት ትግራይ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝዓሰለ ኣንፃራዊ ሰለም ናብ ስሩዕ ስራሕና ክምለሱ ከምዝገበሮም ሓረስቶት ትግራይ ገሊፆም። ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘዘራረቦም ሓረስቶት ናብ ሰላም ዝተገበረ ስግግር ካብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይናን ህንዲ ክልተኣዊ ርክበን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይናን ህንዲ ክልተኣዊ ርክበን ንምጥንኻር ከምዝተስማዕማዓ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ክልቲአን ሃገራት ኣፍሊጦም። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ቂን ጋንግን ናይ ህንዲ መዘነኦም ሱራህማንያም ጃይሻንካርን ኣብ ህንዲ ኒው ደልሂ ዝተኻየደ ኣብ ዝርከብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀገማት ሰናይ ምምሕዳርን ብልሹዋት ኣሰራርሓታትን ይፈትሕ ዝተብሃለ ሓበሬታ ዝወሃበሉ ሴፍትዌር ዕላዊ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀገማት ሰናይ ምምሕዳርን ብልሹዋት ኣሰራርሓታትን ይፈትሕ ኢዩ ዝተብሃለ ሓበሬታ ዝወሃበሉ ሴፍትዌር ምድንፍዑ ምሕደራ ድሕንነት ሓሬታን ኢንፎርሜሽንን ኣፍሊጡ። ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ዝተገበረ ሶፍትዌር÷ ዜጋታት ኣብ ትካላት ኣገልግሎት ንምርካብ ከይዶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ህንዲ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክታት መዋእለ ንዋዮም ንኸፍስሱ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ኢትዮጵያ ኣክሊሉ ታደሰ ምስ ኣምባሳደር ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ሽሪ ሮበርት ተዛቲዮም፡፡ ኣይተ ኣክሊሉ÷ ሰብ ሃፍቲ ህንዲ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክታት ኢትዮጵያ ተዋፊሮም ዝፀንሐ ምሕዝነት ክልቲአን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ጉድኣት በፂሑ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ጉድኣት ከምዝበፅሐ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋን ባርዕ ሓዊን ኣፍሊጡ። እቲ ሓደጋ ምሸት ሰዓት 12:36 ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ወረዳ 7 ጉርድ ሾላ ድሕሪ ንግድ ባንክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 127 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣመልኪቱ ካብ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ዝተውሃበ መግለፂ Desta Mar 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2015 ዓም (ኤፍ ቢሲ)መበል 127 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣመልኪቱ ካብ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ዝተውሃበ መግለፂ። እቲ በዓል ኣብ መላእ ሃገር ከምዝተኸበረ ብምግላፅ፥ እዚ ንክዕወት ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኩሎም መንግስቲ አመስጊኑ። ኣከባብራ በዓል ዓወት ዓድዋ …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ስምምዕነት ሰላም ኢትዮጵያ ውሽጣዊ ፀገማታ ብዘይ ኢድ ኣእታዊነት ግዳም ናይ ምፍታሕ ዓቕሚ ከምዘለዋ ዘርኣየ ኢዩ-ኣይተ ደመቀ መኮነን Desta Mar 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ኢትዮጵያ ውሽጣዊ ፀገማታ ብዘይ ኢድ ኣእታዊነት ግዳም ናይ ምፍታሕ ዓቕሚ ከምዘለዋ ዘርኣየ ኢዩ ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ብኣይተ ደመቀ ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብትግሃት፣ ትዕግስቲን ብሄራዊ ሕጊ ብምኽባርን ካብ ድኽነት ናፃ ዝኾነት ሃገር ምፍጣር ንኽእል ኢና-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Mar 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብትግሃት፣ ትዕግስቲን ብሄራዊ ሕጊ ብምኽባርን ሓበራዊ ፃዕርና ተወሲኽዎ ካብ ድኽነት ናፃ ዝኾነት ሃገር ምፍጣር ንኽእል ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ…