ኣብ ትግራይ ዝርከባ ትካላት ጥዕና ብሙሉእ ዓቕመን ኣገልግሎት ክህባ ንምግባር ብምውዳድ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከባ ትካላት ጥዕና ብሙሉእ ዓቕመን ኣገልግሎት ክህባ ንምግባር ብምውዳድ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ሚኒስቴር መራሒ ፈፃሚ ስራሕ ቀረብ መድሓኒትን መሳርሒታት ሕክምናን ረጋሳ ባይሳ÷ ኣብ ኩሎም ከባቢታት…