Fana: At a Speed of Life!

“በዓል ዓወት ዓድዋ ንዘጋጠሙናን ንዝገጥሙናን ፀገማት መውፅኢ ገይርና ክንጥቀመሉ ይግባእ”  – ነበርቲ ክልል ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“በዓል ዓወት ዓድዋ ንዘጋጠሙናን ንዝገጥሙናን ፀገማት መውፅኢ ገይርና ክንጥቀመሉ ይግባእ”  ክብሉ ነበርቲ ክልል ትግራይ ገሊፆም። መበል 127 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ድሕሪ ክልተ ዓመታት ኣብ እግሪ ታሪኽ ዝተፀሓፈሉ ሶሎዳ ዓድዋ ብድምቀት ይኽበር…

መበል 127 ዓመት ዓወት ዓድዋ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 127 ዓመት ዓወት ዓድዋ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ፡፡ በዓል ዓወት ዓድዋ፥ ኣብ ከተማ ዓድዋ ሓዊሱ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያን ንሃገር ዝተዋደቑ ጀጋኑን እቲ ዓወትን ብዝዝክሩ መርሃ…

መበል 127 ዓመት ዓወት ዓድዋ ሎሚ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 127 ዓመት ዓወት ዓድዋ ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ክኽበር ኢዩ። በዓል ዓወት ዓድዋ፥ ኣብ ከተማ ዓድዋ ሓዊሱ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያን ንሃገር ዝተዋደቑ ጀጋኑን እቲ ዓወትን…

ኣብ ዓድዋ ብኽብሪ ዘይተዋደቐን ንዓወት ዘይተቃለሰን ኢትዮጵያዊ የለን – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓድዋ ብኽብሪ ዘይተዋደቐን ንዓወት ዘይተቃለሰን ኢትዮጵያዊ የለን ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ከንቲባ ኣዳነች መበል 127 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም…

ኣብ ፕሪሚየርሊግ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንድሬዳዋ ከተማ ብምስዓር ዳግም ነቲ ሊግ ምምራሕ ጀሚራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንጋንታ ድሬዳዋ ከተማ 2 ን 1 ብምስዓር ዳግም ነቲ ሊግ ምምራሕ ጀሚራ፡፡ ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ኣብ ዝተኻየደ መበል 15 ሰሙን መርሃ ግብሪ ኣቤል ያለውን እስማኤል ኦሮ ኣጉሮን ሽቶታት…

ኢትዮጵያ ምስ ኣዘርባጃን ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ኣዘርባጃን ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ጉባኤ ምንቅስቓስ ዘይሻራዊ ሃገራት ንምስታፍ ናብ ርእሰ ከተማ…

ቦርድ መረፃ ኣብ ክልል ደቡብ ዝተኻየደ መረፃ ህዝበ ውሳነ ውፅኢት ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ክልላዊ መንግስቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ደቡብ ዝርከባ ሽዱሽተ ዞባታትን ሓሙሽተ ፍሉያት ወረዳታትን ዝተኻየደ መረፃ ህዝበ ውሳነ ውፅኢት ዕላዊ ገይሩ። እተን ዞባታን ወረዳታትን ኣብ ሓደ ክልል ንኽውደባ…

ክፍሊታት ሰራዊት ምክልኻል በዓል ዓወት ዓድዋ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ኣኽቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክፍሊታት ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ መበል 127 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ብፓናል ዘተን ካልኦት ምድላዋትን ኣኽቢሮም። ወለዶ ናይ ኣቦ ሓጎታቱ ታሪኽ ጅግንነት ሓሊዩ ናብ ወለዶ ከመሓላልፍ ከምዝግባእ ኣብቲ እዋን ዘተ ከምዝተገለፀ ካብ ሰራዊት ምክልኻል…

ዓወት ዓድዋ ታሪኽ ፀለምቲ ህዝቢታት ዓለምን ዝቐየረ ዘደንቕ ኩነት ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ዓድዋ ኣብ ትሕቲ ፀልማት ሰማይ ፀለምቲ ህዝቢታ ብርሃን ዘወለዐ ዘብርህ ኮኸብ ከምኡ እውን ታሪኽ ፀለምቲ ህዝቢታት ዓለም ዝቐየረ ዘደንቕ ኩነት ከምዝኾነ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ከቢድ ጉድኣት በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ከተማ ወረዳ 12 ከባቢ ሎሚ ሜዳ አካባቢ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ክልተ ሼዳት ከምዝዓነዉ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋን ባርዕ ሓዊን ገሊፁ፡፡ በዓል ሞያ ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ንጋቱ ማሞ…