ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ውቅሮ ብኲናት ዝተጎድኡ ፋብሪካታት ተዓዚቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ጉጅለ ለረኡኽ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ሰብ መዚን ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ውቅሮ ብኲናት ኣብ ዝተጎድኡ ፋብሪካታት ዑደት ገይሩ።
ኣብቲ ዑደት÷ ርእሳነ ምምሕዳር ኩለን ክልላት፣…