ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኣውሮፓ እቲ ዝዓበየ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኒውክሌር ስራሕ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኒውክሌር ፊንላንድ ስራሕ ጀሚሩ፡፡ ኣብ ደቡብ ምዕራብ ፊንላንድ ዝተሃነፀ እቲ መብላዕልዒ፥ ኣብ ኣውሮፓ ዝዓበየ ከምዝኾነን ብሰዓት 1 ነጥቢ 6 ጊጋ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ናይ ምፍልፋል ዓቕሚ ከምዘለዎን ተሓቢሩ፡፡ ብግዝፈቱ ድማ…
ጥዕና ጥንቃቐ ዝደሊ ኣመጋግባ እዋን በዓላት Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን በዓላት ዝግበር ኣመጋግባ ግቡእ ጥንቃቐ አእንተዘይተገይሩ ንፀገም ጥዕና ከቃልዕ ይኽእል፡፡ ምዝዛም መዓልቲታ ፆም ስዒቦም ኣብ ዝመፅኡ በዓላት ዘሎ ኣመጋግባ ጥንቃቐ ዝተመልኦ ክኸውን ከምዝግባእ ሰብ ሞያ ጥዕና ይምዕዱ፡፡ ምኽንያቱ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደራት ንበዓል ፋሲካ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲታትን ኣምባሳደራትን ዝተፈላለያ ሃገራ በዓል ፋሲካ ምኽንያት ብምግባር ንተኸተልቲ እምነት ክርስትና መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም። ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተርኪሂን፥ “በዓክ ፋሲካ መግለፂ ሓዱሽ ህይወትን ሓዱሽተስፋን ኢዩ”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ንበዓል ፋሲካ መልእኽቲ እንኳዕ ኣፀሐኩም ኣመሓላሊፈን Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ በዓል ፋሲካ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣፀሐኩም ኣመሓላሊፈን። ኣብ መልእኽተን ድማ÷ “ንክርስቲያናት ሃገርና እንኳዕ ንበዓል ትንሳኤ ብሰላም ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም! ኢየሱስ ክርስቶስ ስቓይን ሞትን ከምዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ፋሲካ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ስነ-ስርዓት ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ፋሲካ ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ስነ-ስርዓት ተኸቢሩ። ትንሳኤ ኢየሱስ ክርስቶስ ንድደቂ ሰባት ድሕነትን ሰላምን ዝተረኸበሉ ከምዝኾነ ኣቦታት ሃይማኖት ገሊፆም፡፡ ብምዃኑ ብትንሳኤ ኢየሱስ ክርስቶስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ በዓል ፋሲካ ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊሎም Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ፋሲካ ምኽንያት ብምግባር ንዓቕመ ደካማታት መኣዲ ኣካፊሎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ንኣረጋውያንን ንዓቕመ ደካማታትን በዓል ፋሲካ ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ምክፋሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ምስ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ፕሬዚዳንት ሶማሊያን ዘቲዮም Desta Apr 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ጆርጂዮ ሜሎኒን ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሃሰን ሼኽ መሓሙድን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስቶም መራሕቲ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ሰለስቲኣዊ ምትሕብባር ንምጥንኻር ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ናይ ክልል ፍሉይ ሓይሊ ዝበሃል ኣወዳድባ የለን- ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Desta Apr 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ናይ ክልል ፍሉይ ሓይሊ ዝበሃል ኣወዳድባ የለን ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዥር ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ፍሉይ ሓይሊ ክልላት ኣብ ትካላት ፀፅታ ፌዴራልን ክልላትን መሊስካ ናይ ምውዳብ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕጥቂ ምስ ዝፈትሑ ዕጡቓት ህወሓትን ሸኔን ዘተ ተገይሩ Desta Apr 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶን እቲ ትካል ንምውዳብ ዝተመደቡ ኣማኸርቲን ዕጥቂ ምስ ዝፈትሑ ዕጡቓት ህወሓትን ሸኔን ዘተ ገይሮም። ዕጥቆም ብምውራድ ኣብ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ካምፕታት ደስኣ፣ ኣጉላዕን ዕዳጋ ሓሙስን ንዝተኣከቡ ዕጡቓት ህወሓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ሎሚ ለይቲ 9 ግዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ Desta Apr 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ዝኽበር በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ሎሚ ለይቲ 9 ግዘ መድፍዕ ከምዝትኮስ ኣብ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ዋና ዳይሬክተር ህንፀት ስነ ልቦና ምግላፁ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር ህንፀት ስነ ልቦና ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር…