ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ሉላ ዳ ሲልቫ ዶላር ኣሜሪካ ኣብ ኢኮኖሚ ዓለም ዘለዎ ዝተጋነነ ግደ ነቒፎም Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ብራዚል ሉላ ዳ ሲልቫ ኣብ ቻይና ኣብ ዝገበሩዎ ዑደት “ዶላር ሸርፊ ንኽኸውን ዝወሰነ መን ኢዩ? ብምባል” ዶላር ኣሜሪካ መተዓዳደጊ ምዃኑ ነቒፎም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ቻይና ዕላዊ ዑደት ስራሕ ኣብ ዝገበሩሉ እዋን ዶላር ኣሜሪካ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ምክትል ጋዘኢ ባንኪ ጣልያን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ምክትል ጋዘኢ ባንኪ ጣልያን ፒዬሮ ሲፖሎንጋር ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ጎድና ጎድኒ ኣኼባ እዋን ፅድያ 2023 ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብን ባንኪ ዓምን ዝተገበረ ኢዩ፡፡ ኣብ ዘካየዱዎ ዘተ፥ ኣብቲ…
Uncategorized ኣብቲ ዝሓዝናዮ ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ብግዝፈቱ ትሕቲ ሰሃራ ካብ ዝርከባ ሃገራ ሳልሳይ ደረጃ ክሕዝ ኢዩ – ኣይ ኤም ኤፍ Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ዝሓዝናዮ ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2023 ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ብግዝፈቱ ትሕቲ ሰሃራ ካብ ዝርከባ ሃገራ ሳልሳይ ደረጃ ከምዝሕዝ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ ዓለም (ኣይ ኤም ኤፍ) ኣመልኪቱ። ኣይ ኤም ኤፍ ኣፈፃፅማ ትንበያ ኢኮኖሚ ዓለም 2023 ዕላዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓላት ስቕለትን ትንሳኤን ብሰላም ንኽኽበሩ ምድላው ዛዚሙ ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓላት ስቕለትን ትንሳኤን ብሰላም ንኽኽበሩ ኣድላዪ ምድላው ዛዚሙ ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። በዓላት እንትቃረቡ ካብ ወትሩ ብዝተፈለየ ምንቅስቓስ እግረኛታትን ተሽከርከርቲን ከምዝስተውዓል ዝገለፀ እቲ…
ቢዝነስ ምትሕብባር ከባቢ ዶብ ክብ ምባል ዞባዊ ምቅርራብ ዕላዊ ኣብ ምግባር ይሕግዝ-ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ Desta Apr 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምትሕብባር ከባቢ ዶብ ክብ ምባል ዞባዊ ምቅርራብ ዕላዊ ኣብ ምግባር ይሕግዝ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም። ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ኣኼባ እዋን ፅድያ ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ምስጢራዊ ሰነዳት ወተሃደራዊ ድሕነት ብምልሓኽ ንዝተጠርጠረ ወዲ 21 ዓመት መንእሰይ ኣብ ቀይዲ ኣውዒላቶ Desta Apr 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ምስጢራዊ ሰነዳት ወተሃደራዊ ድሕነት ብምልሓኽ ንዝተጠርጠረ ወዲ 21 ዓመት ኣባል ሃገራዊ ሓለዋ ኣየር እታ ሃገር ኣብ ቀይዲ ኣውዒላቶ። እቲ ጃክ ተሸይራ ዝተብሃለ መንእሰይ፥ ነቶም ሰነዳት ኣብ ናይ ኢንተርነት ጌም መፃወቲ ቻትሩም ከምዝዘርገሖም…
ስፓርት ኣጥቃዓይ ባየር ሙኒክ ሳድዮ ማኔ ካብ ፀወታ ተኣጊዱ Desta Apr 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባየር ሙኒክ ኣብ መፋርቕ እዚ ሰሙን ኣብ ቻምፕዮንስ ሊግ ብማንቸስተር ሲቲ ኣብ ዝተሳዕረትሉ ፀወታ ሳድዮ ማኔ ምስ ሌሮይ ሳን ብዘርኣዮ ምትህልላኽ ካብ ፀወታ ከም ዝኣገደቶ ኣፍሊጣ። እቲ ኣብ ዝሓለፈ ክረምቲ ናብ ባየርን ዝተፀንበረ ኮኾብ ሊቨርፑል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት በዓል ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ብመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ Desta Apr 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት በዓል ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ብመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ኣብ መላእ ሃገር ይኽበር ኣሎ። ብፍላይ ድማ ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስርትያን ኢትዮጵያን ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያንን ብስግደትን ፆምን ዝኽበር ዘሎ እንትኸውን፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ፃውዒት ሰላም ብምቕባል ዕጥቆም ምስ ዝፈትሑ ነበር ዕጡቓት ሸኔ ዘቲዩ Desta Apr 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ፃውዒት ሰላም ብምቕባል ዕጥቆም ምስ ዝፈትሑ ነበር ዕጡቓት ሸኔ ዘቲዩ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝገለፅዎ፥ ነበር ዕጡቓት እቲ ግብረ ራዕዲ ኣፅዋሮም ብምቕማጥ ናብ ስሩዕ ናብረኦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀሎተ ሓሙስ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ተኸቢሩ ውዒሉ Desta Apr 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዚያ፣ 2015(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓሙስ ፅግቦ(ፀሎተ ሓሙስ) ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኣብ መላእ ሃገር ሎሚ መዓልቲ ተኸቢሩ ውዒሉ። ሓሙስ ፅግቦ ብኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርሰቲያንን ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያንን ትሕትና ኢየሱስ ክርስቶስ ብዘርእይ መገዲ ብዝተፈላለዩ ስነ…