ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣቦታት ሃይማኖት ንበዓል ትንሳኤ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Apr 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦታት ሃይማኖት ንበዓል ትንሳኤ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ኣቦታት፥ ብትንሳኤ ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተረኸበ ሰላም ምእመናን ሰዓብቲ እምነት ክርስትና እወንታዊ ተግባር በምፍፃም ክትግብርዎ ይግባእ ኢሎም። ትንሳኤ ኢየሱስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያውያንን ዳያስፖራን ሰብ ሃፍቲ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተሳሊጡ Desta Apr 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ኢንቨስትመንት ነባርነቶም ኣብ ኣሜሪካ ዝኾኑ ኢትዮጵያውያንን ዳያስፖራን ሰብ ሃፍቲ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተሳሊጡ። ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፥ ኢትዮጵያ ዘለዋ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ንክትጥቀም ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዘሎ…
ቢዝነስ ባንኪ ዓለም ብደገፍ ባጀትን ልቓሕን ንኢትዮጵያ ሓገዝ ከምዝገብር ኣረጋጊፁ Desta Apr 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ዴቪድ ማልፓስ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ጉዳያት ማክሪ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ጠመተ ዝገበረ ከምዝነበረ ተሓቢሩ። እቶም ፕሬዚዳንት ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያው ኣብ ምትግባር መንግስቲ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳመይይ ሚኒስትር ኣቢይ ንቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን እንግዶት ድራር ገይሮም Desta Apr 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳመይይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ጆርጂያ ሜሎኒ እንግዶት ድራር ገይሮም። ኣብ ቤተ መንግስቲ ኣብ ዝተገበረ እንግዶት ድራር እቶም መራሕቲ ክልቲኣዊ ዘተ ምግባሮም ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ስፓርት ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ካብ ዋና ኣሰልጣንነት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብሓበራዊ ስምምዕ ተፈላሊዮም Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ካብ ዋና ኣሰልጣንነት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብሓበራዊ ስምምዕ ከምዝተፈላለዩ ተገሊፁ። ተሰናባቲ ኣሰልጣኒ ካብ መስከረም 2013 ዓ.ም ጀሮም ዋና ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብምዃን ኣገልጊሎም፡፡ ኣሰልጣኒውበቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንፕሬዚዳንት ሶማሊያ ተቐቢሎም Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንፕሬዚዳንት ሶማሊያ ተቐቢሎም ሓሰን ሼክ መሓሙድ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ከምዘዘራረቡዎም ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼክ መሓሙድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታዎም ይፍለጥ፡፡ እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ መሓሙድ ዕላዊ ዑደት ስራን ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ መሓሙድ ዕላዊ ዑደት ስራን ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣቀባብላ ገይሮምሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ክልላት ኦሮሚያን ሶማሌን ንምጥንኻር ዝዓለመ ልዝብ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ተጎረባበትቲ ከባቢታ ክልላት ኦሮሚያን ሶማሌን ንምጥንኻር ዝዓለመ ልዝብ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ልዝብ እናመርሑ ዝርከቡ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድን ኢዮም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣልያን ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣልያን ጆርጂያ ሜሎኒ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን። እተን ቀዳመይቲ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣቀባብላ ገይሮምለን ክብል ግዜኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምእመናን በዓል እንተኽብሩ ዝተፀገሙ ብምሕጋዝ ንኽኸውን ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምእመናን በዓል እንተኽብሩ ዝተፀገሙ ብምሕጋዝ ንኽኸውን ኣቦታት ፃውዒት ኣቕሪቦም። ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ፤ በዓል ትንሳዔ ምኽንያት ብምግባር ንመላእ ተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ…