ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣውሮፓን ስሎቬኒያ ዝየተመርሐ ልኡኽ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኢትዮጵያ ክመፅእ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ጉዳያት ኣውሮፓን ወፃኢን ስሎቬኒያ ታኒያ ፋየን ዝየተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ሰለስተ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከምዝገብር ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ሓበሬታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ከምዘመላኽቶ፥ እተን ሚኒስትር…