ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ቱርኪን ሶሪያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ህይወት ሰብ ብምጥፍኡ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቱርኪን ሶሪያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ህይወት ሰብ ብምጥፍኡ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ብዘጋጠመ ጉድኣት ምሕዛኖም ገሊፆም።…