ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ መቅደላ ወረዳ ዝተሰርሑ ፕሮጀክታት ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃእን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ መቅደላ ወረዳ ዝተሰርሑ ፕሮጀክታት ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም፡፡
ኣይተ ደመቀ መኮንን ዋና ከተማ ወረዳ መቅደላ ናብ ዝኮነት ደብረ ዘይት ሎሚ ረፋድ ዝኣተዉ…