ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምክንያት ጎንፂ ተቋሪፁ ዝነበረ ቀረብ ሓይሊ 99 ሚኢታዊ ናብ ኣገልግሎት ተመሊሱ Gebremariam Weldegerima Feb 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ብምክንያት ጎንፂ ተቋሪፁ ዝነበረ ቀረብ ሓይሊ 99 ሚኢታዊ ናብ ኣገልግሎት ክምልስ ከምዝኸኣለ ኣፍሊጡ። ሸሞንተ በዓል 230 ኪሎ ቮልትን ሓሙሽተ በዓል 132 ኪሎ ቮልትን ዓቕሚ ዘለዎም መከፋፈሊ ጣቢያታት ተፀጊኖም ኣገልግሎት…
ጥዕና ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ባንኪታት ደም ዳግም ስራሕ ንምጅማር ይስራሕ ኣሎ Desta Feb 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ባንኪ ደመን ቲሹን ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ባንኪታት ደም ዳግም ስራሕ ንምጅማር ይስራሕ ኣሎ ኢሉ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ሃብታሙ ታዬ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ እቶም ኣገለግሎታት ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታትን ፍሉያት ወረዳታትን ክልል ደቡብ ህዝበ ውሳነ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታትን ፍሉያት ወረዳታትን ክልል ደቡብ ከይዲ ምሃብ ድምፂ ህዝበ ውሳነ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ህዝበ ውሳነ ኣብ ትሕቲ ብ/ብ/ህ/ክልላዊ መንግስቲ ደቡብ ዝርከባ ሽዱሽተ ዞባታት (ኮንሶ፣ ደቡብ ኦሞ፣ ወላይታ፣ ጋሞ ፣ ጌዴኦ፣ ጎፋ)ን ሓሙሽተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ትግራይ ንዝጅመር ትራንስፖርት ምድሪ ዘገልግሉ 6 ድልድላት ተፀጊኖም ንኣገልግሎት ድልዋት ኮይኖም Desta Feb 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ትግራይ ንዝጅመር ትራንስፖርት ምድሪ ዘገልግሉ ቅድመ ሐዚ ጉድኣት ኣጋጢሙዎም ዝነበሩ ሽዱሽተ ድልድላት ተፀጊኖም ንኣገልግሎት ድልዋት ከምዝኾኑ ምምሕዳር መገዲታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ምምሕዳር ዳይሬክተር ስራሕቲ ድልድልን ስትራክቸርን ኢንጂነር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅባሕ ኣብ ክልል ደቡብ ህዝበ ውሳኔ ክካየድ ኢዩ – ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ክልል ብሄር፣ ብሄረ ሰባትን ህዝቢታን ደቡብ ህዝበ ውሳኔ ከምዝካየድ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ትሕቲ እቲ ክልል ዝርከባ ዞባታት ጋሞ፣ ጎፋ፣ ዎላይታ፣ ጌዴኦ፣ ኮንሶን ደቡብ ኦሞን÷ ህዝበ ውሳነ ክካየድ ኢዩ ኢሉ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅባሕ ንዝካየድ ህዝበ ውሳነ ምድላው ከምዝተዛዘማ ዝተፈላለያ ዞባታት ኣፍሊጠን Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ደቡብ ፅባሕ ንዝካየድ ህዝበ ውሳነ ምድላው ከምዝዛዘማ ዝተፈላለያ ዞባታት ኣፍሊጠን። ፍሉይ ኣማኻሪ ኣመሓዳሪ ዞባ ጎፋ ተፀዋዒ ህዝበ ውሳነን ብርሃኑ ደቻሳ ከምዝገለፁዎ÷ ምስ ነበርቲ፣ ዓበይቲ ዓዲን ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ናብ ወፃኢ ካብ ዝቐረበ መሸጣ ኤሌክትሪክ ናብ 40 ሚሊየን ዶላር ዝፅጋዕ ኣታዊ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ ፍርቂ በጀት ዓመት ናብ ጅቡቲን ሱዳንን ካብ ዝቐረበ መሸጣ ኤሌክትሪክ 39 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ዝፅጋዕ ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ኣፈፃፅማ ትልሚ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ዝተገበረ መሸጣ ኤሌክትሪክ 89…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብልዕሊ 200 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፁ ፕሮጀክታት ተመሪቖም Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ የካ ገበርቲ ሰናይ ብምስታፍ ብልዕሊ 200 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፁ ሰብ ተኮር ፕሮጀክታት ተመሪቖም። ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ኣብ ዘስመዐኦ መደረ÷ “ኣብ ሰብ ትኹረት ዝገበሩ…
ስፓርት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ትሕቲ 20 ዓመት ብሓፈሻዊ ዓወት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመበል 11 ግዘ ዝተኻየደ ዕድሚኦም ትሕቲ 20 ዓመት ዝኾኑ ኣትሌታት ዝተሳተፉሉ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብሓፈሻዊ ዓወት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ፡፡ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብሓፈሻ ብክልቲኡ ፆታ 218 ነጥቢ ብመሓዝ ቀዳመይቲ ተሸላሚት ፅዋዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህወሓት ዘረከቦም መሳርሒታትን ተሽከርከርቲን ናይ ምጉዕዓዝ ስራሕ ከምዝተጀመረ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ዘረከቦም መሳርሒታትን ተሽከርከርቲን ናይ ምጉዕዓዝ ስራሕ ከምዝተጀመረ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣብ ሞንጎ ኣመራርሓታት መንግስቲን ህወሓን ኣብ ደቡብ ኣፍሪካን ኬንያብ ብዝተበፅሐ ስምምዕ ሰላም መሰረት ብምግባር÷ ሰራዊት ምክልኻል…