ስፓርት ኣብ ጀርመን ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም Desta Jan 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጀርመን ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ኣትሌቲክስ 3 ሺሕ ሜትሮ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም። ብምድብ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት ለምለም ሃይሉ ብ8 ደቒቓን 37 55 ማይክሮ ካልኢትን ብምእታው ነቲ ውድድር ቀዳመይቲ ኮይና ዛዚማቶ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ጃፓን ልዕሊ 100 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ማሽነሪታት ደገፍ ገይሩ Desta Jan 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጃፓን ልዕሊ 100 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ማሽነሪታት ደገፍ ገይሩ። ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ማይ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ማይ ህንፀት ዓቕሚን ስግግረ ቴክኖሎጂን ግድኡ ዝፃወት ዘሎ መንግስታዊ ትካል ኢዩ ተባሂለሉ። መንግስቲ ጃፓን ዝገበሮ ደገፍ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዓለም ለኸ መዳርግቲ ትካላት ልምዓት ፍሪያታት ሕርሻ ኣፍሪካ ንምምዕባል ዝውዕል ደገፍ 30 ቢሊየን ዶላር ንምሃብ ቃል ኣቲዮም Desta Jan 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዳርግቲ ትካላት ልምዓት ፍሪያታት ሕርሻ ኣፍሪካ ንምምዕባል ዝውዕል ደገፍ 30 ቢሊየን ዶላር ንምሃብ ቃል ኣቲዮም። እቶም መዳርግቲ ልምዓት ዝተሳተፍሉን ኣብ ሴኔጋል ዳካር ዝተሳለጠን መበል ካልኣይ ጉባኤ ምግቢ ኣፍሪካ ትማሊ ተዛዚሙ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 183 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Desta Jan 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 183 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። እቶም ናውቲታት ካብ 12 ክሳብ 18 ጥሪ 2015 ዓ.ም ኣብ ዘሎ እዋን ዝተትሓዙ ከምዝኾኑ ኮሚሽን ጉምሩክ ገሊፁ። ካብ መንጎ እቶም ዝተትሓዙ፥ ኣልባሳት፣ ማእድን፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓት ዕድጊት ብዝምልከት ምስ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዘተ ይግበር ኣሎ Desta Jan 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ዕድጊት ብዝምልከት ምስ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዘተ ይግበር ኣሎ። በዓል መዚ ምምሕዳር ዕድጊት ንብረት መንግስቲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ ሃራማያ ዩኒቨርሲቲ መድረኽ ዘተ የሳልጥ ኣሎ። መንግስቲ በቢዓመቱ ካብ ዝምድቦ ዓመታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 400 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳባሪያ) ኣብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝበፅሐ ተገለፁ Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ 400 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳባሪያ ሓመድ) ኣብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝበፅሐ ኣገልግሎት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ከምዝሓሮ÷ መዳበርያ ሓመድ ናይ ምጉዕዓዝ ስራሕ ብዕዉት ኩነታት እናተሳለጠ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ 141 ተቃላዕቲ ስደተኛታት ናብ ሃገሮም መሊሱ Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ 141 ተቃላዕቲ ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ከምዝመለሰ ኣፍሊጡ። እቶም ስደተኛታት ሓደገኛ ብዝኾነ ኩነታት በዘይሕጋዊ ኣዘዋዋሪት ጃልባ ናብ የመን እናተጓዓዙ ከምዝነበረ እቲ ኤምባሲ ገሊፁ። ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ጠረፋማ ክፋል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብሞባይል ባንኪንግ ትኬት መገዲ ኣየር ኣብ ዝገዝኡ ዓማዊል ኣንቢሩዎ ዝነበረ ገደብ መጠን ብር ኣልዒሉ Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብሞባይል ባንኪንግ ትኬት መገዲ ኣየር ንምግዛእ ቅድሚ ሕዚ ዝነበረ ገደብ 100 ሺሕ መጠን ብር ከምዘልዐለ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ዓማዊሉ ትኬት በረራ ንምግዛእ ኖት ብር ምሓዝ እንተየድለዮም ብሞባይል ባንኪንግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 137 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 137 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 33 ህፃናትን እንትኾኑ፥ 1 ሺሕን 135 ደቂ ተብዕትዮን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘጋጥም ምምዝባል ዘላቕ መፍትሒ ኣብ ምትእልላሽ ብዕቱብ እናተሰርሐ ይርከብ – ኣይተ ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምስ ፍሉይ ኣማኻሪ ጉዳይ ተመዛበልቲ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሮበርት ፓይፐርን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘጋጥም ምምዝባል ብዘላቕነት ንምፍታሕ ዝተሰርሑ ስራሕቲ…