ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ፈላማይ ኣወዳድባ ዳያስፖራ ሎሚ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jan 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ፈላማይ ኣወዳድባ ዳያስፖራ ሎሚ መዓልቲ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ዳያስፖራታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ሱዳን ብምምፅአይን ምስ ኣብ መንጎ ልሓታዊ ህዝቢ ሱዳን ብምርካበይን ሕጉስ ኢየ-ቀዳማይ ሚኒስት ኣቢይ Desta Jan 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“ናብ ሱዳን ብምምፅአይን ምስ ኣብ መንጎ ልሓታዊ ህዝቢ ሱዳን ብምርካበይን ሕጉስ ኢየ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ብጄኔራል ኣብዱል ፋታሕ ኣል ቡርሃን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 160 ተቓላዕቲ ፍልሰተኛታት ካብ ጂቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Desta Jan 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ኣብታ ሃገር ምስ ዝርከብ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ብምትሕብባር 160 ተቓላዕቲ ፍልሰተኛታት ካብ ጂቡቲ ናብ ሃገሮም ከምዝመለሰ ኣፍሊጡ። ካብ መንጎ እቶም ተመለስቲ እቶም 32 ዕድሚኦም ካብ 18 ንታሕቲ ከምዝኾኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣባላት ፓርቲታት ፖለቲካን ጉጅለ ምንዳይ ሰለስቲኣዊ መፍትሕን ዘቲዮም Desta Jan 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣባላት ፓርቲታት ፖለቲካን ጉጅለ ምንዳይ ሰለስቲኣዊ መፍትሕን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ናይ ኢትዮጵያ መትከል ኢድ ኣእታውነት ዘይ ምህላው ንባዕላ ጥራሕ ዘይኮነስ ንካልኦት እውን ዝሰርሕ ከምዝኾነ…
ጥዕና ሳዕቤን ዘይንቡር ምፍሳስ ደም ወርሓዊ ፅግያት Desta Jan 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣስታት ርብዒ ደቂ ኣንስትዮ ምሒር ብዝሒ ፃግነ (menorrhagia) ተባሂሉ ዝፍለጥ ሕክምናዊ ኵነታት ከምዘጋጥመን መፅናዕቲታት ይሕብሩ። ከቢድ ፅግያታዊ ደም ድማ ሜነረጂያ (menorrhagia) ከቢድ ወይ ንነዊሕ እዋን ዝፈስስ ዘይንቡር ወርሓዊ…
ቴክኖሎጂ መዓልታዊ ኣብ ኢንተርነት እንዝርግሖ ስእልን ቪድዮን ኣበይ ይኽዘን? Desta Jan 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መዓልቲ ክንደይ ግዜ ተሌፎንካ ትጥምት? ኣብዚ ዓመት ዝተገብረ ሓደ መጽናዕቲ ከም ዘመልክቶ፡ ሓደ ሰብ ብማእከላይ ገምጋም ኣብ መዓልቲ 58 ግዜ ተሌፎኑ ይርኢ፤ ካብዚ 58 እቲ 30 ኣብ ቦታ ስራሕ እዩ። እቲ መጽናዕቲ ኣብ 47 ሃገራት ዝተኻየደ…
ስፓርት ኣትሌታት ንመበል 44 ሻምፒዮና ዓለም ልምምድ ይገብሩ ኣለዉ Desta Jan 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)18 ለካቲት 2023 ዓ.ም.ፈ ኣብ ኣውስትራሊያ ከተማ ባትረስት ንዝግበር መበል 44 ሻምፒዮና ዓለም፥ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ልምምድ ይገብሩ ኣለዉ። ኣብቲ ውድድር ኢትዮጵያ በምውካል 14 ደቂ ኣኒስቲዮ ዘርከበኦም 28 ኣትሌታት ክሳተፉ ኢዮም።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፈረንሳይ ወተሃደራታ ካብ ቡርኪና ፋሶ ንምውፃእ ተስማዕሚዓ Desta Jan 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ወተሃደራታ ካብ ቡርኪና ፋሶ ንምውፃእ ምስምዕማዓ ገሊፃ። ቡርኪና ፋሶ ወተሃደራት ፈረንሳይ ካብ ሃገረይ ይውፅኡ ዝብል ሕቶ ምቕራባ ስዒቡ መንግስቲ ፈረንሳይ ዝሃቦ መግለፂ ከምዝኾነ ድማ ተገሊፁ። መንግስት ቡርኪና ፋሶ ኣብ 2018 ዝተገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር ሪፐብሊክ ዘቲዮም Desta Jan 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር ሪፐብሊክ ሌተናል ጀነራል መሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ዘቲዮም። ህዝቢ ሱዳን ናይ ባዕሎም ፀገም ፀገም ባዕልቶም ንምፍታሕ ዘለዎም ዓምዩቕ ዓቕሚ ንክጥቀሙ ምትብበዖም ካብ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር ሪፐብሊክ ዘቲዮም Desta Jan 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥሪ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር ሪፐብሊክ ሱዳን ጄኔራል ኣብደል ፈታሕ ኣል ቡርሃን ዘቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ ኣብቲ ዘተ ህዝቢ ሱዳን ብዘይ ምንም ኢድ ኣእታውነት ዝጀመርዎ ከይዲ ፖለቲካ ብዓወት…