ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 50 ሚኢታ ውፅኢት ዝረኸቡ ቁፅሪ ተምሃሮ 29 ሺሕን 909 ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፈተና 12 ክፍሊ እዚ ዓመት ልዕሊ 50 ሚኢታ ውፅኢት ዝረኸቡ ተምሃሮ ቁፅሮም 29 ሺሕን 909 ከምዝኾነ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ትምህርቲን ኣገልግሎት ትምህርቲን ምዘና ፈተናታትን÷ ኣብ ውፅኢት ፈተና 12 ክፍሊ ኣድሂቦም መግለፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብከንቲባ ኣዳነች ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ምስ ዝነብሩ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ዘቲዩ Desta Jan 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብከንቲባ ኣዳነች ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ምስ ዝነብሩ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ዘቲዩ። እቲ መድረኽ ዘተ ኣብ እዋናዊ ዛዕባን ዳያስፖራ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ዝሳተፍሉ ዕድላትን ብዝምልከት ጠመተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣተገባብራ ስምምዕነት ሰላም ብምድሃብ ንወታደራዊ ኣታሼታት መብርሂ ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣተገባብራ ስምምዕነት ሰላም ብምድሃብ ንወታደራዊ ኣታሼታት መብርሂ ይወሃብ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ፌዴራልን ህወሓትን ዝፈረመ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ኣብ ኣተገባብርኡ ዝምልከት መብርሂ ኢዩ እናተውሃበ ዝርከብ። ዳይሬክተር…
ቢዝነስ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም Desta Jan 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም። እቲ ስምምዕ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ቀጣና ናፃ ንግዲ ድሬዳዋ ብምእታው ምስራሕ ዘኽእሎ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ምክትል ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ እንግሊዝን ኳታርን ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ንምፍሳስ ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ እንግሊዝን ኳታርን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ባንኪን ኢንፎርሜሽን ኮሙዩኒኬሽንን ንምውፋር ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም። ትማሊ ብዕሊ ኣብ ዝተኸፈተ ዓለም ለኸ መድረኽ ኢንቨስትመንት “ኢንቨስት ኦሪጂንስ 2023” ተሳተፍቲ ዝሖኑ ሰብ ሃፍቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ “ኤም ዋን ኣብራምስ” ን “ሊዮፓርድ 2” ታንክታት ዘዕኑ ሮቦት ዕላዊ ገይራ Desta Jan 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ "ኤም ዋን ኣብራምስ" ን "ሊዮፓርድ 2" ታንክታት ዘዕኑ ሮቦት ዕላዊ ገይራ። ጀርመንንኣሜሪካን ቅድሚ ክልተ መዓልታት "ኤም ዋን ኣብራምስ" ን "ሊዮፓርድ 2" ታንክታት ንዩክሬን ንምልኣኽ ድልዋት ከምዝኾና ምግላፀን ይዝከር። ነዚ ስዒቡ…
ቢዝነስ 2 ሚሊየን ኩንታል ሽኮር ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ወፃኢ ክኣቱ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)2 ሚሊየን ኩንታል ሽኮር ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ወፃኢ ከምዝኣቱ ኢንዱስትሪ ግሩፕ ሽኮር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ንመዕደጊ ዝኸውን 110 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ወፃኢ ከምዝተገበረ እውን ተገሊፁ፡፡ እቲ ሽኮር ካብ ብራዚል ከምዝተገዝአ ሓላፊ ርክብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ትግራይ ትራንስፖርት መሬት ንምጅማር ምድላው ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ክልል ትግራይ ትራንስፖርት መሬት ንምጅማር ንማሕበራት መምርሒ ከምዘመሓላለፈ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ከምዝሓሮ÷ ብሚኒስትር ዝምራሕ ኮሚቴ ሚኒስትራት ምስ ፈቐደ ኣገልግሎት ክጅመር ኢዩ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውፅኢት ፈተና 12 ክፍሊ ዕላዊ ኮይኑ Desta Jan 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውፅኢት ፈተና 12 ክፍሊ ዕላዊ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ምዘናን ፈተናን ተምህርቲ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ እቶም ተፈተንቲ ካብ ሎሚ ምሸት ሰዓት 5ን 30 ደቓይቕን ጀሚሩ ውፅኢቶም ብድረ ገፅ https://eaes.edu.et/ ፤ ብ6284 ሓፂር መልእኽቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሱዳን ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም Desta Jan 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ልኡኾምን ኣብ ሱዳን፣ ካርቱም ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ፃንሒቶም ምስ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ሽግግር ሱዳንን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ዝገበርዎ ዘተ ውፅኢታዊ…